ብዙሓት ከፊልና ኢና ኣብ'ቲ ናይ ጽባሕ ብርሃን ኣይክንርስዖምን ኢና፡ ነዛ ሃገር ንወለዶና ዝፈታተነ መስዋእትነት ይሕሊፍና ኢና።
ስለ ዝኮነ ክኣ ኣብ ንስለ ርግኣት ህዝብናን ሃገርናን ከይሰልከና ብሓሳብ ብንዋት ብግብሪ ኣብ'ቲ ሰንሰለታዊ ቃልሲ ጸረ-ምልካዉነት ዘለና።
ዝተክፍለ ዋጋ-ልእላዉነት፡ ዋጋ-ሕጋዉነት፡ ልዕል'ና ሕጊ, ዋጋ-ዋንነት፡ ርእሰ ወሳነ, ርስቲ ኣቦታት፡ ዋጋ-ህላዉነት ፡ ንብሩሁን ብልጹግን ዕቤት ወለዶታትን ሃገርን ቅድሚ ናይ ኩሉ ቀዳምነት ዝተሰርዓሉ'ዩ። እዚ ኩሉ ዋጋ ከም ህበቡላ ኣብ ህዋ በኒኑ ተበቲኑ እንክትርኢ ከም ዜጋ ብፍላይ ከም ተባዕታይ ዜጋ ዝሕድረልካ ዘይንቡር ስምዒታት ኣሎ።
እዚ ኩሉ በጃነት ንዝዝክርን ንዝፈልጥን ሰብ እዚ ዘለና'ዮ መድረክ ከይትሓሳሰቦ ዝተርፍ ዜጋ፣ ካብ 'ድብኦ' እንታይ ይፈልዪ፧
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
July 07, 2023 | 427 | +292 | +216.3% |
December 09, 2021 | 135 | +52 | +62.7% |