SHAEBIA|EPLF HEADQUARTERS on Clubhouse

SHAEBIA|EPLF HEADQUARTERS Clubhouse
64 Members
Updated: Mar 19, 2024

Description

SHAEBIA|EPLF HEADQUARTERS ነዚ ሓድሽ ወለዶ፡ ብታሪኽ ናይ ጀጋኑ ኣቦታቱ ንኽሕበንን ሓያል ሃገራዊ ወኒ ንኽሓድሮን ዝዓዪ ክፍሊ ጎስጓስ ኢዩ። ንኣወዳትናን ኣዋልድናን ድማ ብዘኹርዕ ታሪኽ ወለዶም ክሓፍሩን ክሳዶም ከድንኑን ክገብሮም ንዝፍትን ዝኾነ ሓይሊ ድማ ካብ ሱሩ ምሒና ከነጥፍኦ ኣካል ዕላማና ኢዩ። ብተወሳኺ 'ውን ሓቀኛ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባርና ክንትርኾ፡ ፖለቲካዊ ፍልስፍናን፥ ጂኦፖለቲካዊ ትንታነታትን 'ውን ክንህበሉ ኢና! ክብርን ሞጎስን ንዕዉታት ንተጋደልቲ ሻዕብያ(ህግሓኤ)!

Last 30 Records

Day Members Gain % Gain
March 19, 2024 64 +3 +5.0%
January 29, 2024 61 +2 +3.4%
December 15, 2023 59 +7 +13.5%
November 05, 2023 52 +3 +6.2%
October 06, 2023 49 +6 +14.0%
September 06, 2023 43 +2 +4.9%
August 09, 2023 41 0 0.0%

Charts

Some Club Members

More Clubs