ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ኣዚዩ ዓዘቕቲ ዝኾነ ስቓይን ማእሰርትን፡ ስደትን ፋሕ ኢሉ ይርከብ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ናይ መንግስቲ ሽም ጥራይ ዝሓዘ ሓንቲ ቑሸት ውን ከማሓድር ብቕዓት ዘይብሉ ዋንነት ናይ 10 ሰባት ዝኾነ ህግደፍ ኣሎ። ን30 ዓመታት ተፈቲኑ ዝፈሸለ ሕግን ስርዓትን ዘይፈልጥ ጨፍላቒ ስርዓት ህዝቢ የጥፍእ ኣሎ። ነዚ ስርዓት ድማ ክልወጥ ወይ ክመሓየሽ ዘይኮነ፡ ስልጣኑ ከረክብን ክእለን ክኽእል ጥራይ ኢዩ ዘለዎ። ነዚ ኣብ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ሽግር ድማ መፍትሒ ክንረኽበሉ ይግባእ። ኣብቲ ዝወርድ ዘሎ ጸገም ዘይኮነ ነቲ ዝወርድ ዘሎ ጸገም ጠጠው ክብለሉ ዝኽእል መፍትሒ ሓሳብ ኢሂን ሚሂን ክንበሃሃል ይግባእ።
እዚ ሩም ብዛዕባ ኣብ ሃገርናን ህዝብናን ዝወርድ ሽግር መፍትሒ ዝኾነ ሓሳባት ጥራይ ጸቒጡ ይዛረብ።
ነብሲ ወከፍ ተሳታፋይ ድማ መፍትሒ ይኸውን ኢዩ ዝብሎ ሓሳብ ብኣገባብን ብኽብረትን የቐምጥ።
ዝኾነ ሰብ ዝደለዮ ሓሳብ ክዛረብ ፍቑድ ኢዩ።
ኣብዛ ገዛ ክንክተሎም ዘለና ኣገባብ።: 1፡ ሰብ እናተዛረበ ቆሪጽካ ምእታው ኣይፍቀድን። ሕቶ ዘለዎ ምልክት ይገብር በዓል ሪጋ ሰዓቱ ምስወደአ ኣድሚን ሕቶታት ይቕበል።
2፡ ነብሲ ወከፍ ተሳታፋይ ናቱ ፍታሕ ዝብሎ ሓሳብ እምበር ኣብ ወሃብቲ ሓሳብ ተሞርኪሱ መልሲ ምሃብ ኣይፍቀድን። ኣድላዪ እንተኾይኑ ብፍቓድ ሞዴሬቶር ይኸውን።
3፡ ዘረባ 5ተ ደቒቕ ጥራይ።
ኣብዛ ገዛ ክንክተሎም ዘለና ኣገባብ።
1፡ ሰብ እናተዛረበ ቆሪጽካ ምእታው ኣይፍቀድን። ሕቶ ዘለዎ ምልክት ይገብር በዓል ሪጋ ሰዓቱ ምስወደአ ኣድሚን ሕቶታት ይቕበል።
2፡ ነብሲ ወከፍ ተሳታፋይ ናቱ ፍታሕ ዝብሎ ሓሳብ እምበር ኣብ ወሃብቲ ሓሳብ ተሞርኪሱ መልሲ ምሃብ ኣይፍቀድን። ኣድላዪ እንተኾይኑ ብፍቓድ ሞዴሬቶር ይኸውን።
3፡ ዘረባ 5ተ ደቒቕ ጥራይ።
Day | Members | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
June 04, 2024 | 239 | +1 | +0.5% |
March 09, 2024 | 238 | +1 | +0.5% |
January 19, 2024 | 237 | +1 | +0.5% |
December 05, 2023 | 236 | +2 | +0.9% |
October 29, 2023 | 234 | +1 | +0.5% |
September 29, 2023 | 233 | +2 | +0.9% |
August 31, 2023 | 231 | 0 | 0.0% |
August 02, 2023 | 231 | 0 | 0.0% |
July 02, 2023 | 231 | +3 | +1.4% |
April 06, 2023 | 228 | +4 | +1.8% |
March 12, 2023 | 224 | +4 | +1.9% |
January 22, 2023 | 220 | +1 | +0.5% |
January 11, 2023 | 219 | +1 | +0.5% |
December 30, 2022 | 218 | +1 | +0.5% |
December 23, 2022 | 217 | +4 | +1.9% |
November 29, 2022 | 213 | +3 | +1.5% |
November 16, 2022 | 210 | +2 | +1.0% |
September 29, 2022 | 208 | +1 | +0.5% |
September 16, 2022 | 207 | -1 | -0.5% |
September 10, 2022 | 208 | +2 | +1.0% |
August 31, 2022 | 206 | +1 | +0.5% |
August 18, 2022 | 205 | +1 | +0.5% |
July 30, 2022 | 204 | +2 | +1.0% |
July 10, 2022 | 202 | +1 | +0.5% |
June 21, 2022 | 201 | +1 | +0.5% |
June 07, 2022 | 200 | +1 | +0.6% |
June 01, 2022 | 199 | +1 | +0.6% |
May 19, 2022 | 198 | +3 | +1.6% |
May 05, 2022 | 195 | +1 | +0.6% |
April 28, 2022 | 194 | +3 | +1.6% |