PFDJ:YPFDJ on Clubhouse

PFDJ:YPFDJ Clubhouse
2k Members
Updated: Mar 20, 2024

Description

ሃገራው ሓድነት: ንኹሉ ከፋፋሊ ትሕቲ-ሃገራዊ ስምዒታትን ተግባራትን ነጺግና ብሓድነት ንኤርትራን ህዝባን ኣሚና: ምእንቲ ሓደ ሃገራዊ ዕላማ ተወፊና: ንመላእ ህዝብና ኣብ ሓደ ዕላማ ኣስሚርና እንተዘይንቃለስ ኤርትራ ብርግጽ ነጻ ኣይምኾነትን።🇪🇷

National Unity
Eritrea would not have attained independence if we had not conducted our struggle, rejecting all sectarian, divisive- attitudes and activities, believing in the unity of Eritrea and its people and uniting the latter for one goal. 🇪🇷
https://drive.google.com/drive/folders/1m43tCCzZkI3-HutRM3fIx7uD3Yzvk7e2
1, ገዛ መንሰያት ህግደፍ!: ∆ ንኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ብሓባር ብዘይ ኣፈላላይ ኣብ ትሕቲ ጽላል ሃገር ንክሳተፍ መድረኽ ይእንግድ።።።።። ∆ ኩሉ ተሳታፊ ምስቲ ናይ ዕለቱ ኣርእስቲ እምበር ካልእ ሓሳባት ናቱ ፈጢሩ ምዝራብ ኣይፍቀድን እዩ። ነዚ ከምዚ ንዝገብር ብኣጉ ደው ክነብሎ ኢና!
2, ኣጠቃቅማ ግዜ: ∆ መደባትና ኩሉ በቲ ናይ ዕለቱ ግዜ እዩ ዝምእዘን። ንኩሉ ተሳታፊ ብዘይ ኣፈላላይ ናይ ንሕቶን ሪኢቶን ን (4 )ደቃይቅ ጥራይ እዪ ዝፍቀዶ። ካልእ ዝሓትት ወይ እቲ መደብ ሓጺር እንተኮይኑ ግና ከከም ኩነታቱ ተራእዩ ናይ ንምድጋም ዕድል ንኩሉ ይፍቀድ።
3, ሓላፍነት ሞደሬተር!: ∆ ኣብዚ ገዛ ሞደሬተር እቲ ዝላዓለ ሓላፍነት ሒዙ ንኩሉ ብማዕረ ዘገልግል ስለዝኮነ ኩሉ ተሳታፊ ሉዑል ምትሕብባር ክገብረልናን ብሕጊ ናይዚ ገዛ ተቀዩዱ ንክከይድ ንምሕጸን። ካብዚ ሓሊፉ ግና ንክህውከናን ምስማዕ ንዝኣበየና ካብዚ ገዛ ክነውርዶን ክንሶጎ ሙኳና ኣቀዲምና ንሕብር። ዓወት ንሓፋሽ!!

Rules

1

እዚ ገዛ ንኩሉ ኤርትራዊ ብዘይ ናይ ዝኮነ ኣፈላላይ ዝእንግድ እዩ።

2

ነፍስ ወከፍ ዜጋ ንመሰል ናይ ምዝራቡ ተጠቂሙ ን4 ደቃይቕ ጥራይ ይዛረብ ተወሳኪ ግዜ ኣድሚን የፍቅድ። ካብ ኣርእስቲ ወጻኢ ንዝዛረብ ሰብ ደው ክነብሎ ሙኳና ኣቀዲምና ንሕብር።

3

ዘረባ ሰብ ንዝቆርጽ: ወይእውን ዘረቡኡ ካብ ስነምግባር ወጻኢ ንዝኾነ ሰብ ኽነቋርጾ ኢና። ተወሳኪ ብሕጊ ናይዚ ገዛ ንዘይቅየድ ሰብ ናብ ታሕቲ ክነውርዶ ኢና: ዲሒሩእውን ካብ ጌጋታቱ ዘይእረም እንተኮይኑ ካብዚ ገዛ ክንሰጉግ ሙዃና ኣቀዲምና ንሕብር። የቀንየልና!!!

Last 30 Records

Day Members Gain % Gain
March 20, 2024 2,081 +2 +0.1%
January 30, 2024 2,079 +8 +0.4%
December 16, 2023 2,071 +17 +0.9%
November 06, 2023 2,054 +23 +1.2%
October 07, 2023 2,031 +9 +0.5%
September 07, 2023 2,022 +1 +0.1%
August 09, 2023 2,021 +26 +1.4%
July 08, 2023 1,995 +4 +0.3%
June 15, 2023 1,991 +114 +6.1%
March 15, 2023 1,877 -23 -1.3%
January 23, 2023 1,900 +100 +5.6%
August 20, 2022 1,800 +100 +5.9%
April 30, 2022 1,700 +100 +6.3%
March 11, 2022 1,600 +504 +46.0%
November 22, 2021 1,096 +12 +1.2%
November 21, 2021 1,084 +40 +3.9%
November 17, 2021 1,044 +6 +0.6%
November 16, 2021 1,038 +3 +0.3%
November 15, 2021 1,035 +7 +0.7%
November 14, 2021 1,028 +17 +1.7%
November 12, 2021 1,011 +5 +0.5%
November 11, 2021 1,006 +2 +0.2%
November 10, 2021 1,004 +12 +1.3%
November 08, 2021 992 +21 +2.2%
November 07, 2021 971 +17 +1.8%
November 06, 2021 954 +6 +0.7%
November 05, 2021 948 +13 +1.4%
November 04, 2021 935 +16 +1.8%
November 01, 2021 919 +12 +1.4%
October 31, 2021 907 +4 +0.5%

Charts

Some Club Members

More Clubs