1 Kemkem on Clubhouse

Updated: Dec 14, 2023
1 Kemkem Clubhouse
109 Followers
181 Following
@hushuk10000 Username

Bio

በላሕቲ ሰባት ካብ ሰብ ይመሃሩ
ሓያላት ሰባት መከራ ይምህሮም
ዓያሹ ከይተማህሩ ይጠፍኡ

ትደልዩ እንተ ረኪብካ የሐጉሰካ
ዝደልየካ ምስትረክብ የክብረካ
ፍልልዮም ሓጎስ ስምዒት እዩ
ክብረት ግን ተፈጥራዋ ሃብቲ እዩ

ንኣምላክ ከተስሕቆ ተደሊካ ናይ መጻኢ መደብካ ንገሮ



ሕመቀይን ጹቡቀይን ኣይፈላለዩን እዮም
ናይ መጻኢ ሰበይተይ ሕመቀይ ኣፍርዮ ጹቡቀይ ናብዝከደኪ የብሉን ሕመቀይ ዓንደል ኮይኑ ከየሳቅየኪ ሃኣሃኣሃሃሃa

Member of

More Clubhouse users