በፋይ ንጉስ ዓለሙ on Clubhouse

Updated: Oct 15, 2023
በፋይ ንጉስ ዓለሙ Clubhouse
144 Followers
198 Following
@king.tyk Username

Bio

ሃብታም ልቢ ኣለኒ መርከብ ዘይትጸሮ
ክህበኪ እየ ኩሉ ኣባኺ ከሕድሮ
@mekseb1 🔐🫀🌍









🇪🇷 Pisces♓

ክነግረኩም ብዘይ ቀልዓለም
ነዓይ ዝመስል የለን ኣብዛ ዓለም 🌍
ነጺሀ ዝመጻክዋ ዓለም ሕብራ ሂባ
ንጽህናይ ክትምንጥል ኣየፍቅደላን
ሕሉፈይ መዝገብ ሂወተይ እምበር
ፈራዲ ሂወተይ ኣይኮነን
👨‍🎓ደረጃ ትምህርቲ 👉ባዶ0️⃣
👷‍♂️ስራሕ 👉 ፊያካ 😒
🏠ኣድራሻ 👉ኣብ ዝመሰዮ🌆
ጠባይ 🤫ትም በሃልላይ
😈ንጽልኢ ኔው🤧 በለሉለይ
ፍቕሪ 🥰ግን ጆባእ እዩ ላዛይ🗣
👆ዚስ ኢዝ ሚ ከይትጋጉዩኒ

Member of

More Clubhouse users