ER POLITICS PLATFORM CLUB on Clubhouse

ER POLITICS PLATFORM CLUB Clubhouse
140 Members
Updated: Mar 9, 2024

Description

እዚ Platform እዚ ቀንዲ መበገሲኡ ምኽንያትን ዕዮታቱን:-
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
1. ዘለና ፖለቲካዊ ምፍልላይ ከም ሃብቲ ወሲድና ኣብቲ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ንምምጻእ።

2. ነዚ መንእሰያት ኣቲናዮ ዘለና ዓዘቕቲ ፖለቲካ ክንነቕሓሉ ምዝታይ።

3. ኣብ ነንሕድሕድና ዘለና ንቕሓትን ፍልጠትን ሃገራውነትና ምልውዋጥ።

4. ከም መንእሰያት መጠን ተረከብቲ ሃገር ከም ሙካና ኣብ ሓድሕድና ክንነቓቓሕን ጌጋታትና ክንተኣራረምን ንመጻኢት ኤርትራ ብፍትሕን ዲሞክራሲን ክንሃንጻ ን ኪኖ ሎሚ ን ጽባሕ ክንሓስብን።

5. ታሪኻትና ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ዝሃስሉ(ዘይስነድሉ ወይ ውን ዘይንበብሉ )ዘለዉ እዋናት ነቲ ዘሎ ወሎዶና ታሪኻትና ጽባሕ ጽውጽዋይ ከይከውን (ድሮ ኮ ብዙሕ መንእሰይ ኣብ ሓሸውየን ዘይነበረን ታሪኽ ክህውትት ጀሚሩ ኣሎ)ሎሚ ብኣግኡ ምግታእን ታሪኽና ካብ ጥንቲ ክሳብ ዚ ሕጂ ዘለናዮ እዋን ምንባብን ምክታዕን።

6. ናይ መፈላለይናን መቀራረቢናን ሓሳባት እናኣልዓልካ ምዝታይን ናብ ረብሓና ምልዋጥን ሓድነት ንምትራር ፍልልያት ከም ሃብቲ ምቅባልን።

7. መሰልን ጉብእን ፈላሊካ ምምዝዛን ምፍላጥን ኣጠቓቕሙኡን ዝያዳ ምክታዕ።

8. ትርጉም ፍትሕን ደሞክራሲን መሰልን ሰብኣውነትን ምፍላጥ።

9. ሃገራዊን ታሪኻዊን ክብርታትና ምዕቃብ።

10. ሕግን ሕጋውነት ትርጉም ሕግን ጥቕምታቱን ብሰፊሕ።

11. ስደትናን ጠንቁን ሳዕቤናቱን ብድህኡን።

12. ተወሳኺ ክትዓትን ዝርርብን።

ምስ ምክብባር።።።።


🇪🇷ንኹሉ ኤርትራዊ ብማዕረ🤝🇪🇷


November 7, 2021
1. ሓድሕድ ምክብባር=: *ንሰብ ወላ ኣብ ናትካ ሓሳብ ኣይሰማማዕ ናይ ሰብ ክብሪ ምሃብ ምስ ሓሳበይ ኣይተሰማምዐን ወይ ኣንጻረይ እዩ ኢልካ ምጽራፍ ክልኩል........... *ንሰብ ኣብ መንጎ ዘረባ ምኹላፍ ኩልኩል.......... *ክትምልስ ከለካ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት እንተ ዘይኮይኑ ውን ትም ምባል ተመራጺ እንተ ዘይኮይኑ admin ይውስን።
2. ኤርትራዊ ዜጋ ዲኻ፧: *. ኤርትራዊ ዜጋ እንተ ዘይኮንካ ኣይትምጽኣና ምስ ሰናይ ይቕሬታ። ምኽንያቱ 1..እዛ ገዛ ናይ ኤርትራውያን መላዘቢ ማእከል ስለ ዝኾነት።።። 2. ናይ ኤርትራ ጉዳይ ናይ ዜጋታታ ስለ ዝኮነ።
3.መትከላት ናይዚ ገዛ ትቕበሎ ዲኻ፧: .መትከላት እዚ ገዛ ዘይትቕበሎ እንተ ኮንካ ይቕሬታ ኣይትእቶ።መትከላት እዚ ገዛ ነዚ ይመስል=- 1. ሉኡላውነት ኤርትራን ህዝባን ምኽባር ። 2. ክብረት ስውኣት ምሕላውን ምእማንን ።

Rules

1. ሓድሕድ ምክብባር=

*ንሰብ ወላ ኣብ ናትካ ሓሳብ ኣይሰማማዕ ናይ ሰብ ክብሪ ምሃብ ምስ ሓሳበይ ኣይተሰማምዐን ወይ ኣንጻረይ እዩ ኢልካ ምጽራፍ ክልኩል........... *ንሰብ ኣብ መንጎ ዘረባ ምኹላፍ ኩልኩል.......... *ክትምልስ ከለካ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት እንተ ዘይኮይኑ ውን ትም ምባል ተመራጺ እንተ ዘይኮይኑ admin ይውስን።

2. ኤርትራዊ ዜጋ ዲኻ፧

*. ኤርትራዊ ዜጋ እንተ ዘይኮንካ ኣይትምጽኣና ምስ ሰናይ ይቕሬታ። ምኽንያቱ 1..እዛ ገዛ ናይ ኤርትራውያን መላዘቢ ማእከል ስለ ዝኾነት።።። 2. ናይ ኤርትራ ጉዳይ ናይ ዜጋታታ ስለ ዝኮነ።

3.መትከላት ናይዚ ገዛ ትቕበሎ ዲኻ፧

.መትከላት እዚ ገዛ ዘይትቕበሎ እንተ ኮንካ ይቕሬታ ኣይትእቶ።መትከላት እዚ ገዛ ነዚ ይመስል=- 1. ሉኡላውነት ኤርትራን ህዝባን ምኽባር ። 2. ክብረት ስውኣት ምሕላውን ምእማንን ።

Last 30 Records

Day Members Gain % Gain
March 09, 2024 140 +2 +1.5%
January 18, 2024 138 +2 +1.5%
December 05, 2023 136 +5 +3.9%
October 29, 2023 131 +2 +1.6%
September 29, 2023 129 0 0.0%
August 30, 2023 129 +3 +2.4%
July 27, 2023 126 +1 +0.8%
July 01, 2023 125 +6 +5.1%
April 06, 2023 119 0 0.0%
March 12, 2023 119 0 0.0%
November 29, 2022 119 -1 -0.9%
October 21, 2022 120 +1 +0.9%
October 14, 2022 119 -1 -0.9%
October 03, 2022 120 +1 +0.9%
September 23, 2022 119 +1 +0.9%
September 16, 2022 118 +1 +0.9%
September 10, 2022 117 +1 +0.9%
August 25, 2022 116 +1 +0.9%
July 04, 2022 115 +1 +0.9%
June 27, 2022 114 +1 +0.9%
June 21, 2022 113 +2 +1.9%
June 01, 2022 111 +1 +1.0%
May 25, 2022 110 +1 +1.0%
May 18, 2022 109 +1 +1.0%
May 12, 2022 108 +1 +1.0%
April 28, 2022 107 +1 +1.0%
April 21, 2022 106 +2 +2.0%
April 07, 2022 104 +1 +1.0%
March 31, 2022 103 +1 +1.0%
March 09, 2022 102 +59 +137.3%

Charts

Some Club Members

More Clubs