ዓወት ዚ ረጋጺ ቀጥቃጥ ዝላኣኾ 🙆🏽☠️
✊🏿❤️
ንዓመት ትውጥን እንተለኻ ዘርኢ ዝራእ
ንዓሰርተ ዓመት እንተደሊኻ ገረብ ትኸል
ነባሪ ውጽኢት ትደሊ እንተዄንካ ድማ ሰባት ኣማዕብል
Kuan Chung Tzu (Seventh century BC)
🫵🏼🤌🏾🤷🏽
ቅድሚ ዓወት ቃልሲ
ቅድሚ ቃልሲ ሓፋሽ
ዓወት ኔሩ ቃልሲ
ቃልሲ ዘርኢ ሓፋሽ
ሓፋሽ’ዚ ዝንሪዮ ንዓወት ዘብቆለ
ዓወት’ዚ ዝንሪዮ ዚ’ሓፋሽ ዘቑሰለ
ንገረኒሎሚ ከም ሞትን ሂወትን
ተራኺቦም’ዶ ባ ሓፋሽን ዓወትን
ውሉድን ወላድን ’ቶም ደቂ ህያብን
ተራኺቦም’ዶ ባ ኣብ ግብርን ሓሳብን
(ዓወትን ሓፋሽን)
ከም ሕቶን ምላሽን) 2
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
August 06, 2023 | 355 | +36 | +11.3% |
October 27, 2022 | 319 | +24 | +8.2% |
August 24, 2022 | 295 | +36 | +13.9% |
July 18, 2022 | 259 | +24 | +10.3% |
June 11, 2022 | 235 | +25 | +12.0% |
May 04, 2022 | 210 | +20 | +10.6% |
March 27, 2022 | 190 | +65 | +52.0% |
January 28, 2022 | 125 | +46 | +58.3% |
December 22, 2021 | 79 | +52 | +192.6% |