ኤርትራዊ'የ 🇪🇷።
ቁዋም ሰረት ኤርትራና እዩ።
#nomore PFDJ‼️‼️
""𝙞 𝙝𝙖𝙫𝙚 𝙖 𝙙𝙧𝙚𝙖𝙢. 𝙣𝙤𝙗𝙤𝙙𝙮 𝙘𝙖𝙣 𝙨𝙩𝙤𝙥 𝙢𝙚 𝙩𝙤 𝙙𝙤 𝙞𝙩""
@knowledgetime2.wordpress.com
"Darkness cannot drive out darkness, only light can do that. Hate cannot drive out hate, only love can do that" 𝙢𝙖𝙧𝙩𝙞𝙣 𝙡𝙪𝙩𝙝𝙚𝙧 𝙠𝙞𝙣𝙜.
ሓሳብ ህዝቢ እምባ ነበረ
ኩሉ ይፈልጦ'ቲ ዝሓኾረ
ዓንቀፍቲ'ሞ ኪኖ ሓሊፎም
ዝባን ሓፋሽ ተተነጺፎም. ©𝙬𝙚𝙙𝙞 𝙩𝙠𝙖𝙗𝙤
ዘየንብብ ህዝቢ መሰሉ ኣይፈልጥን'ዩ። ሓርነቱ'ውን ጎደሎ'ዩ። ሕሉፍ ታሪኹ ብዝግባእ ዘይፈልጥ ወሎዶ፡ ሃገር ክርከብ ዓቕሚ የብሉን። ዝኾነ ዜጋ መሰሉ ክሓትት ታሪኹ ክምርምሮ ከገናዝቡ ዝኽእል፡ ጽቡቕ ይኹን ሕማቕ ምስ ዘንብብ'ዩ። 𝙪𝙣𝙠𝙣𝙤𝙬𝙣
"ናብ ሓርነት ዘብጽሕ ዝኾነ ኣቋራጭ መገዲ የልቦን። መብዛሕቴና ድማ፡ ቅድሚ ናብቲ ሃረረ ንብሎ ጫፈሰ ከረን ምብጻሕና፡ ድነ ሞት ብዘንጸላልዎ ስንጭሮ ክንሓልፍ ግድን ዘድሊ እዩ" 𝙣𝙚𝙡𝙨𝙤𝙣 𝙢𝙖𝙣𝙙𝙚𝙡𝙖.
"ሓርነት፡ ብፍታው ናይቲ ጮካኒ ዝወሃብ ዘይኮነ፡ በቲ ተጮካኒ ዝጥለብ እዩ"። ፦ ማርቲን-ሉተር-ኪንግ-ጁንየር።።።
“freedom is never given voluntarily by the oppressor; it must be demanded by the oppressed.” 𝙢𝙖𝙧𝙩𝙞𝙣 𝙡𝙪𝙩𝙝𝙚𝙧 𝙠𝙞𝙣𝙜.
🇪🇷 🇬🇧
#protect_eritrean_refugees_from_war_zone
#Justice #Democracy #Enough #Yiakl
#Protect Eritrean refugees
* if you want me text me here= https://instabio.cc/4021421LjFf5s
*September 1, 2021