እዛ ዉድብና ምስ ናይ ዝኮነ ሃገር ፖሎቲክ ዘራክብ የብላን ኣተኩሮና ንሕናን ነብስናን ማለት ፈተዉቲ ነብስና ኮይንና ብነብስና ክንሓድር ወይ ክንሓስብ ኣሎና ከመንእሰያት መጠን ንኩሉ ሆስት ዝኮነ ሰብ ክንስዕቦ ዘይኮነ ክንሰምዖ ጥራሕ ዩ ዝግበኣና