1. ሕድሕዳዊ ምክብባር ሓደ ካብቲ ናይዚ ገዛ ቀዳማይ መምርሒ እዩ።
2. ዝተፋላለየ ፖሎትካዊ ፍልልያት ዘለዎም ተሳተፍቲ ናይዚ ገዛ ኣብ ሓሳብ ኣተኩሮም ርእቶኦም ክገሉጹ ጊደታ ኣለዎም።
3. ክብሪ ዝኾነ ይኹን ሕብረተ-ሰብ ምትንካፍ ፋቑድ ኣይኮነን።
4. ኣብ ዉልቃዊ ክብሪ ደቂ ሰባት ኣትኻ ምጽላም ኮነ ምቁሻሽ ፋቕድ ኣይኮነን።
5. እምነት ናይግሊ ከምዃኑ መጠን ንግሊ ይሕደግ: እምነትን ሃይማኖትን ዝኾነ ይኹን ሕብረተ-ሰብ ምትንካፍ ኣብዚ ገዛ ኩሉኩል እዩ።
| Day | Members | Gain | % Gain | 
|---|---|---|---|
| July 13, 2024 | 287 | +1 | +0.4% | 
| April 17, 2024 | 286 | 0 | 0.0% | 
| February 08, 2024 | 286 | 0 | 0.0% | 
| December 25, 2023 | 286 | +6 | +2.2% | 
| November 12, 2023 | 280 | +2 | +0.8% | 
| October 13, 2023 | 278 | +1 | +0.4% | 
| September 13, 2023 | 277 | 0 | 0.0% | 
| August 15, 2023 | 277 | +3 | +1.1% |