Free Man on Clubhouse

Updated: Aug 9, 2023
Free Man Clubhouse
261 Followers
114 Following
@ybllhg Username

Bio

መንግስትኻ ትምጻእ። ፍቓድካ ኸምቲ ኣብ ሰማይ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን።”
— ወንጌል ማቴዎስ 6፥10
Justice seeker
🏀
ብጽአና'አዩ ኣብ አግዛብሄር ወትሩ ምአማን ሓለፋ ኣለዎ ኣብትሕቲ ኣኽናፉ ዓሪፍካ ምንባር።

ኩሉ ዝተወድአ ስለ ዝተጀመረ'ዩ ጅማረይ ዋላ'ኳ አንተ'ዘይተወድአ ግን ተጀሚሩ'ዩ!!!

አታ ንውለደላ መዓልቲ መጀመርታ ናይ ሞት መገዲ'ያ!!! ከይ'ሞትካ ዕየ!

ነታ ባዕለይ ዝመርሓ ሂወት መራሒ'ኣ ድኣ'ምበር ተሳፋሪ'ኣ ክኸውን ፍቃድ የብለይን።

ንብዓት ኣደይ ምስ ዝሕበስ ክብሪ ዓደይ ምስ ዝምለስ ንኹሉ ከርክበሉ'የ።

ህግደፍን ደገፍቱን ሓደ አዮም ንዓይ በቃ ጸላአተይ ቃልሰይ ጽብሖም ምጽልማት'ዩ። ክኸ'ውንዩ ድማ!

ኣብ ኤርትራ ብዓል መሬት አንበር በዓል ወረቀት ኣይኮንኩን። ወደ"ባት ኤርትራዊ

Vergiss nie: „schwierig“ bedeutet nicht „unmöglich“.

ካብቲ ዘይጭበጥን ዘይድህሰስን ናይ ማዕዶ ነጸብራቅ ናጻ"የ።

“ሳላ ብክርስቶስ ምእማንና ንሕና ትብዓትን ብእሙንቶ ምእታውን ብእኡ አሎና።”
— ኤፌሶን 3፥12

“ ሰንደቕ ዕላማኡ ኣብ ልዕለይ ፍቕሪ እዩ።”
— መኃልየ መኃልየ ዘሰሎሞን 2፥4

Proverbs 29
18: Where there is no vision, the people perish: but he that keepeth the law, happy is he.

ራኢ ዘለኒ ትውልዲ'የ።
ይቅጽል………………

Member of

More Clubhouse users