Wedi Maharem on Clubhouse

Updated: Jan 2, 2024
Wedi Maharem Clubhouse
533 Followers
438 Following
@wedibelay Username

Bio

#ወለዶይ፡ ትሰምዕ'ዶለኻ?

መግዛእታዊ ውዕላት ከተኽብር ውዕል የብልካን! ኣቦታትካ ውን ዝወዓሉዎ ኣይኮነን! ዓለም እትሰምዓካ-> ክትሰምዖ ትደሊ ዘይኮነስ፡ ክትሰምዖ ዝግባኣ ምስ እትነግራ እዩ! ኣውራጃውነት፡ ዘይናየቦታትና- ሓድጊ መግዛእቲ ዘቐጽል፡ ነታ ረሳሕ ፕሮጀክት ጣልያን ዘቐጽል ስዉር ህግደፍ ዝሰርሓሉ ፕሮፖጋንዳ እዩ!

መጋዛእታዊ ዛንታ
መግዛእታዊ ባህሊ
መግዛእታዊ መንነት
መግዛእታዊ ፖለቲካ
መግዛእታዊ ሃይማኖት
መግዛእታዊ ዶብ
መግዛእታዊ ቋንቋ
መግዛእታዊ ምሕደራ
መግዛእታዊ ኣውራጃ
መግዛእታዊ ሃገር
መግዛእታዊ መንግስቲ

ብፍጹም ኣይምጥነካን'ዩ ወለዶይ! ዘጽንተካ ዘሎ ውን ንሱ እዩ! መግዛእታዊ ሓድግታት ክትጽየኖ ይግባእ! ናይ ባዕልኻ/ናይ ኣቦታትካ መበቆላዊ ስርዓታት፡ ክብርታትን መንነትን ኣሎካ! ዓለም እዝና ደጊፋ ክትሰምዓካ ግድነት'ዩ! ንዓለም ንምስማዕ፡ ምርጫኻን ረብሓኻን ብንጹር ምፍላጥ ጥራይ እዩ ዘድልየካ!

Member of

More Clubhouse users