ዓጓ on Clubhouse

Updated: Oct 26, 2023
ዓጓ Clubhouse
386 Followers
353 Following
@tewtew.com Username

Bio

@mekseb1 ማፍያ✨

@sweetheart15 Twiney my ሌካሌካይ📍💎🔗

@niney_ Ma honey❤️

@pilu.jr Ma pililey👩‍🦲

@kemekefey መጻልልቲ😎🤣

🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊

┈┈┈┈┈┈▕▔╲┈┈┈┈┈┈ ┈┈┈┈┈┈┈▏▕┈ⓈⓊⓅⒺⓇ ┈┈┈┈┈┈┈▏▕▂▂▂┈┈┈ ▂▂▂▂▂▂╱┈▕▂▂▂▏┈┈ ▉▉▉▉▉┈┈┈▕▂▂▂▏┈┈ ▉▉▉▉▉┈┈┈▕▂▂▂▏┈┈ ▔▔▔▔▔▔╲▂▕▂▂▂▏┈┈

ፋራ ክሰክር ን ወዲ ሹቅ ይመክር😜.

"ንቃላትካ እምበር፣ ንድምጽኻ ኣይተበርኽ። ንዕምባባታት ዘብቁል ዝናብ እምበር፣ ነጎዳ ኣይኮነን።"




“.ለውጢ ንኸምጽእ ኣዝዩ ውሑድ ዓቅሚ ኢዩ ዘለኒ ኢልካ ትኣምን ተኾንካ ፡ኣብ ሓደ ገዛ ምስ ጣንጡ ክትድቅስ ፈትን።🦟😂

“.ንሰባት ኩሉ ብዛዕባኻ ኣይትንገሮም፡ምናልባት ጸላእትኻ ተሰልጥን ከይትህሉ።🤒

“.ናይ ዓወት መጽሓፍቲ ጥራይ ኣይተንብብ መልእኽቲ ጥራይ ኢካ ክትረክብ፡ናይ ውድቀት መጽሓፍቲ ግን ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ዘለዎም።📚

“.ርድኢት ካብ ፍልጠት ኣዝዩ ዝዓሞቀ ኢዩ፡ብዙሓት ዝፈልጡኻ ክህልዉ ይኽእሉ፡ዝርድኡኻ ግን ውሑዳት ኢዮም።
🤔
🇪🇷

Member of

More Clubhouse users