ጃኔሙን on Clubhouse

Updated: Nov 27, 2023
ጃኔሙን Clubhouse
405 Followers
518 Following
@sami.yemane Username

Bio

ዘለካዮ ኩነታት እንታይ ይመስል
ትጭነቅ: ትሻቀል: ብዜና : በወረ: ሕጂ ግዜካ ተጥፍ ኣለኻ : ሓሳብካ :ስሚዕታትካ ይቃያየር :ናይ ግዜ ዕረፍትኻ ብጉቡ ኣይትጥቀመሉን፣ጽብቅ ጸኒሕካ ሓጎስካ ይጠፍእ፤ ጋን ይኾኑካ ግን እንታይ ትኸዉን ኣለኻ ምፍላጡ ትሽግር?

ናሃትካ መፍትሕ ምሳካ የላን( ሓይልካ (power )ኣሕሊፍካ ንኻልኦት ሰብ ሂብካዮ ኣለካ።

ክንደይ ግዜ ኢካ ብከምዚ ነገረ ትነብር ናይ ሰብ : ናይ ፖለቲካ: ናይ ሃይማኖት ናይ ትካላት መሳሪሒ ኩነታት ትከውን ንነብስካ ግን ግዜ ሂብካ ኣይትፈልጥን ኢካ/ኢኪ ኩሉ ግዜ ንነብሱ ግዜ ዝሃብ ሰብ ዉጺት ኣለዎ።

ኣልበርት ኣንስታይ እንታይ ይብል; በርታዕካ እንተ ሰሪሒካ ኣብዝበለጸ ሪስቶራን ኣቲካ ክተበልዕ ትክእል ኢካ።
ብርቲዒካ ኣብ ነብስካ እንተሰሪሒካ ግን እቲ ሪስቶራት ክትገዝኦ ትክል ኢካ።
Sami🪝

Member of

More Clubhouse users