Robel Gebremedihn on Clubhouse

Updated: Sep 12, 2023
Robel Gebremedihn Clubhouse
28 Followers
19 Following
@robel5 Username

Bio

ቅድም ቀዳድም የኽብረካ እንበር ኣይደፍረካን።
ሰናይ ሓሲበ ሰናይ ይምነን ሰናይን ንዓካ ኣብ ናይ ስደት ጃልባ ተንሳፈፍ ዘለካ መሳድተትይ ሓወይ፡ ሓፍተይ።
ብ መትከል ኣብ ዓድና ዞሎ ስርዓት ይቃወም።
ብሓይሊ እንበር ብተዳናጋጽነት ዝእለ ጸላኢ ስርዓት የለን ኣብ ኤርትራ።
ንሓደ ኣብ ትግራይ ዞሎ ሓወይ 7 ሓይልታት ክሃርምዎ ፍቃዲና ኣይኮንኩን፡ዉፉይ።
ትግራዋይ ሓወይ ዘይኮነ ኣነ እየ።
መትከለይ እዩ ።
ብጽልኢ ትግራዋይ ትስራሕ ሃገር እንተሃልያ እዛ ሕጂ ትርእያ ዘለካ ዝደከየትን መሰል ዚጋታታ ዘይትሑሉ ልዕሊ 300 ቤት ማሰርቲ ዘለዋ ሃገር ኢካ ትሰርሕ እንበር።
ሃገር ብራኢ እንበር ብ ጽልኢ ኣይኮነትን ትስራሕ።
ኣድናቂ ተስፎም ምሓሪ።

Member of

More Clubhouse users