🇪🇷❤️🇪🇷🐪 𝕰𝖗𝖎𝖙𝖗𝖊𝖆 1𝖘𝖙 🐪🇪🇷❤️🇪🇷
𝐏𝐡𝐃 𝐢𝐧 𝐏𝐨𝐥𝐢𝐭𝐢𝐜𝐚𝐥 𝐒𝐜𝐢𝐞𝐧𝐜𝐞, 𝐎𝐧 𝐂𝐥𝐮𝐛𝐡𝐨𝐮𝐬𝐞.
𝐈 𝐀𝐦 𝐒𝐨𝐫𝐫𝐲 𝐈𝐟 𝐌𝐲 𝐏𝐨𝐥𝐢𝐭𝐢𝐜𝐚𝐥 𝐕𝐢𝐞𝐰𝐬 𝐎𝐟𝐟𝐞𝐧𝐝 𝐘𝐨𝐮, 𝐁𝐮𝐭 𝐓𝐡𝐞 𝐅𝐮𝐭𝐮𝐫𝐞 𝐎𝐟 𝐌𝐲 𝐂𝐨𝐮𝐧𝐭𝐫𝐲 𝐈𝐬 𝐅𝐚𝐫 𝐌𝐨𝐫𝐞 𝐈𝐦𝐩𝐨𝐫𝐭𝐚𝐧𝐭 𝐓𝐡𝐚𝐧 𝐘𝐨𝐮𝐫 𝐅𝐞𝐞𝐥𝐢𝐧𝐠𝐬!!! ✊🏾
ዓዲ ሰውራ ዓደይ ዓዲ ሰውራ
ዓዲ ሰውራ ዓደይ ዓዲ ሰውራ
ቀለማት ሰንደቕኪ -ብቓልሲ ዝተዃሕላ
ኣብ መሬትክን ባሕርኽን ብነጻ ዘንበልብላ
ዓዲ ሰውራ ዓደይ ዓዲ ሰውራ…….
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ካብ ሞት ኣውጺእናኪ ንሞት ተዳፊርና
ሂወት ፈጢርናልኪ-ሂወት እንዳሃብና
ደምና’ዩ ቀሊምዎ እቲ ቀይሕ ባንዴራና
ቀይሕ ቀለም ኣይኮነን ኣወናዊኑና
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
እንዳሞትና ኢና ቀሊምናዮ እንዳተቐንጠብና
እንዳሓለፍና ኢና ቀቢእናዮ-ጃሕጃሕ እንዳበልና
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ዓደይ’ቲ ባሕርኺ -ቲ’ባሕርኺ
ት’ሰማያዊ ዕጣቕኪ
ብዘይሓለዋ ዝሕሎ ወሰንኪ
ካብ ተራ ባሕሪ ኣይኮነን ተወሲዱ ሕብሪ ንኽስመ
ካብ ሳሊና’ዩ ተቐዲሑ ጀጋኑ እንዳስጠመ
ካብ ሳሊና’ዩ ተሳኢሉ ጀጋኑ እንዳ ቖሓመ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
እንዳሞትና ኢና ቀሊምናዮ እንዳተቐንጠብና
እንዳሓለፍና ኢና ቀቢእናዮ ጃሕጃሕ ኣንዳበልና
ኤረይ ዓዲ ሰውራ-ዓደይ ዓዲ ሰውራ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ስለዚ’ዩ ሃገረይ- ዓደየ ዓደየ
ክብለኪ ዝውዕል ወትሩ 'ትልበይ’የ
ዓደየ ዓደየ- ዓደየ ዓደየ
ዝፈትዋ ቃለይ’የ -ምልእቲ ስመይ’የ
ዝፈትዋ ቃለይ’የ-ምልእቲ ስመይ’የ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
እንዳዓረቕና-እንዳቖረርና ኢና ኣብሪቕናዮ ወርቃዊ ኣውሊዕና
እንዳነደድና-ንዳነደድና ኢና ኮሊዕናዮ- ኣብ ሓዊ ኣቲና
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ንምንታይ ድየ ዓደይ ክብል ዉነይ ዝጠፍኣኒ
ንምንታይ ድዩ ዓደይ ምባል ዘየረብርበኒ
ንስኺ ማለት ኣነ እንድየ ኮይኑኒ
ዓደይ ዓደይ ዓደይ ኤረይ ዘብለኒ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ኤረይ ዓዲ ሰውራ-ዓደይ ዓዲ ሰውራ
ስለዚ’ዩ ሃገረይ- ዓደይ’የ ዓደይ’የ
ክብለኪ ዝውዕል ወትሩ 'ትልበይ’የ
ዓደይ’የ ዓደይ’የ-ዝፈትዋ ቃለይ’የ- ምልእቲ ስመይ’የ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
እንዳውደቕና- እንዳወደቕና ኢና ተኺልናዮ ሃመልማሎ ራኢና
እንዳጠመና- እንዳጸማእና ኢና ኣጽዲቕናዮ ሃመልማሎ መትከልና
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ንምንታይ ድየ ዓደይ ክብል ዉነይ ዝጠፍኣኒ
ንምንታይ ድዩ ዓደይ ምባል ዘየረብርበኒ
ንስኺ ማለት ኣነ እንድዩ ኮይኑኒ
ዓደይ ዓደይ ዓደይ ኤረይ ዘብለኒ
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ℙ𝕣𝕠𝕧𝕚𝕕𝕚𝕟𝕘 𝕊𝕦𝕤𝕥𝕒𝕚𝕟𝕒𝕓𝕝𝕖 𝔼𝕟𝕧𝕚𝕣𝕠𝕞𝕖𝕟𝕥 𝔽𝕠𝕣 𝔸𝕔𝕔𝕖𝕤𝕤 𝔸𝕟𝕕 𝕌𝕤𝕖 𝕆𝕗 𝔻𝕚𝕘𝕚𝕥𝕒𝕝 ℝ𝕖𝕤𝕠𝕦𝕣𝕔𝕖𝕤 𝕀𝕟 𝔼𝕣𝕚𝕥𝕣𝕖𝕒.📚📖💻
https://roraeritrea.com/
Donate @ 👇🏾👇🏾👇🏾
https://www.gofundme.com/f/roraprojekt?utm_medium=copy_link&utm_so
TPLF Crimes 👇🏾👇🏾👇🏾
https://m.facebook.com/story.php?story_fbid=10219011554786508&id=1433828420&__tn__=*s*sH-R
Invited by: Niat G.A.
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
June 14, 2024 | 2,121 | +1 | +0.1% |
May 11, 2024 | 2,120 | -3 | -0.2% |
March 25, 2024 | 2,123 | +4 | +0.2% |
March 08, 2024 | 2,119 | -1 | -0.1% |
February 15, 2024 | 2,120 | +5 | +0.3% |
January 11, 2024 | 2,115 | -2 | -0.1% |
December 26, 2023 | 2,117 | +6 | +0.3% |
December 11, 2023 | 2,111 | +2 | +0.1% |
November 26, 2023 | 2,109 | +4 | +0.2% |
November 13, 2023 | 2,105 | +1 | +0.1% |