"ንነብስካ ምሰል፡ምኽንያቱ ካልኦት ኩሎም ተወሲዶም እዮም" •“መንእሰያት ግዜኹም መፍትሒ ኣብ ምርካብ እንበር ኣበር ኣብ ምድላይ ኣይተሕልፍዎ።” *ፈተንቲ እዋናትሲ ከተዓዛዝሙኒ እምበር ክቀትሉኒ ኣይመጹን እዮም* *እቲ መስገደል እቲ መንገዲ እዩ*