ኒቆ ዲሞስ on Clubhouse

Updated: Aug 27, 2023
ኒቆ ዲሞስ Clubhouse
365 Followers
227 Following
@nikodimosxadik Username

Bio

🇪🇷
Orthodox Tewahedo❤️⛪️⛪️⛪️❤️✝️✝️✝️
ቅንኡ ለእመ ተዓቢ ፅጋ🇪🇷

ጸላእኩ ፡ ማኅበረ ፡ እኩያን ፤ ወኢይነብር ፡ ምስለ ፡ ጽልሕዋን ።መዝ 26:5

መዝ 119፡63፣ “ኣነ ብጻይ እቶም ዚፈርሁኻ ዅሎምን ትእዛዛትካ ዚሕልዉን እየ ።”

ንሓደ ብሓሳብ ምሳኻ ዘይሰማማዕ ሰብ፡ ብሰብኣውነቱ ክትጸልኦን ክትግልሎን፡ ናይ ደናቑርን ናይቶም ድኹማትን እዩ። ንሰብ ብሓሳብ ንሓሳቡ ትምክቶ'
ኣእምሮ ሓበሻ ግን ካብ መንፈሳውያን ክሳዕ ዓለማውያን፡ ኣብዚ ዓንኬል እዚ እዩ ዓመታዊ ዑደቱ ዝዓውድ።

Isaiah 3 (ትግ) - ኢሳይያስ
5: እቲ ህዝቢ ድማ እቲ ሓደ ነቲ ሓደ፡ ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ኺገፍዖ እዩ፡ ቈልዓ ንኣረጊት፡ እቲ ሕማቕ ድማ ነቲ ኽቡር ኪደፍሮ እዩ።

Isaiah 3 (ትግ) - ኢሳይያስ
10: ንጻድቕ፡ ፍረ ግብሩ ኺበልዕ እዩ እሞ፡ ተዐዊትካ በልዎ።

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
August 27, 2023 365 +78 +27.2%
October 03, 2022 287 +58 +25.4%
August 11, 2022 229 +7 +3.2%
July 05, 2022 222 +4 +1.9%
May 29, 2022 218 +2 +1.0%
April 21, 2022 216 +3 +1.5%
March 14, 2022 213 -2 -1.0%
January 16, 2022 215 +3 +1.5%
December 09, 2021 212 +20 +10.5%

Charts

Member of

More Clubhouse users