🇪🇷 ክወግሕ ክመሲ ሰላምኪ'የ ዝምነ ኤረይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጻዕሪ'ያ ሂወት ቃልሲ'ዩ ምንባር 
        ገጢምካ ምስዓር
መምስዘጋጠመ ከይረብረብካ 
          ንዕኡ ምምሳል
       #ቶሚ
ሓቢርካ,ኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር
ዝርወት ነየብህግ ስኒት ጥምረት እምበር
ኣበይ,ዩ እቲ ድኽመት 
ሰኣን ፍልጠት ድዩ ወይስ ናይ ትሕትና ሕጽረት
ከምዘይትፈልጥ ምፍላጥ,ዩ ዝዓበየ ፍልጠት
              # ኣብርሽ
❤ ❤ ንነብስካ ጥራይ ኩን ❤❤❤
              ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨
፨ ንዘይከውን ኮይንካዮ ዝኮነ ተገበርካ ሰባት ብዛዕባካ ተጻራሪ ምዝራቦም ኣይተርፍን እዩ  
* ተኮነ ግን ......
፨ ካባካ ንላዕሊ ንነብስካ ዝፈልጣ ሰብ የለን
፨ መንነት ናትካ ዝዕቀነሉ ሰባት ብዝህቡካ ግምት ኣይኮነን
፨ ናትካ መንነት ዘሎ
፨ ምስወልሓደ ዘይኮነ ምሳካ ኣብ ውሽጥካ ጥራይ እዩ ዘሎ
# መን ይፈትወኒ .......?
# መን የክብረኒ .......?
፨ እንዳ በልካ 
፨ ክብርካ ካብ ካልእ ኣይትጸበ
፨ ሰብ ከምዚ ከይብለኒ ኢልካ ኣይትጨነቅ
፨ ጥራይ ንስካ ሕማቅ ከይትገብር ተጠንቀቅ
፨ እንታይነትካ ብዙሕ ንከተረድእ ኣይትጽዓር
፨ ሰብ ከምዝተረዳኣካ ዘይኮነ ንስካ ከም ዝተረድኣካ ,ከም ዝመረጽካዮ,ከም ዝሕጉሰካ ኮይንካ ንበር
፨ ንነብስካ እንታይ ከምዘድልየካ ተፈሊጥካ ፥ ነብስካ ተተረዲእካ እኩል እዩ
፨ ካልእ ሕማም እዩ ግደፎ
* ዝኮነ ይኩን....
፨..........ንነብስካ ጥራይ ኩን
👍 ❤ንሰባት ኢልና ገዛእ ርእስና ኣይንቐይር። ንሓቀኛ መንነትና ዘፍቅሩ ሰባት’ዮም እቶም ሓቀኛታት ኣፍቀርቲ❤👌
🖋 Tk
     Wedi gaji
@mekseb1  💉 🩸
 @atlkiyo   💉 🩸
if the data has not been changed, no new rows will appear.
| Day | Followers | Gain | % Gain | 
|---|---|---|---|
| July 05, 2024 | 877 | +352 | +67.1% | 
| July 20, 2023 | 525 | +33 | +6.8% | 
| July 20, 2022 | 492 | +11 | +2.3% | 
| June 13, 2022 | 481 | +4 | +0.9% | 
| May 07, 2022 | 477 | +5 | +1.1% | 
| March 30, 2022 | 472 | +33 | +7.6% | 
| January 31, 2022 | 439 | +22 | +5.3% | 
| December 24, 2021 | 417 | +55 | +15.2% | 
| November 16, 2021 | 362 | +22 | +6.5% |