መንገዲ ዓወት ኣዝዩ ሕልኽላኽ ንተስፋኻ ዝጽንቅቕ መንገዲ እዩ ። እንድሕር ኣብ ኣዝዩ ፈታኒ መድረኽ ኣለኻ ፡ኣብ መንገዲ ዓወት ከምዘለኻ ርጉጽ ስለዝዀነ ፡ ኣጆኻ !ክውዳእ እዩ ።
ንሓንቲ ሰዓት ዘይ ምጽማም ካብ ብሉጽ ዓወት ክትመልሰካ ትኽእል እያ ። መንገዲ ዓወት ለማጽ 'ተዝኸውን ኩሉ ሰብ ምበጽሖ ።ጻዕርኻ ፍረ ዝርከቦ ትዕግስትኻ ልዕሊ ጻዕርኻ ምስ ኰነ እዩ ። እቲ ኣዝዩ ትዕግስቲ ዝደሊ ጉዕዞ ስለ ዝዀነዩ ሒደት ተጓዓዝቲ ጥራይ ዝኸድዎ።
ልክዕ'ዩ ካብ ሰብ ናብ ሰብ መጠን ጹረት ክፈላለ ይኽእል ይኸውን ።እዚ ግን ብተፈጥሮ ዝተፈላለየ ጸጋ ዘይኮነ ኣብ መስርሕ ዝምዕብል ልምምድ እዩ🇪🇷👈 ።
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
July 19, 2023 | 194 | +157 | +424.4% |
May 05, 2022 | 37 | +10 | +37.1% |
March 28, 2022 | 27 | +1 | +3.9% |
January 29, 2022 | 26 | +5 | +23.9% |
December 22, 2021 | 21 | +15 | +250.0% |