I love my 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾
መዝሙር ዳዊት 20:1 እግዚኣብሔር ብመዓልቲ ጸበባ ይስማዕካ💒
" ኤርትራዊ ሕቶ "
ረፈረንደም ኣድሚጽካ'ዶ፧?
ዶብ ኣውሒስካ'ዶ፧?
እገዳ ክልዓል መኪትካ'ዶ፧?
ወያነ ካብ ባድመ ክወጽእ ጠሊብካ'ዶ፧?
ስድራ ሰማእታት ጠዊርካ'ዶ፧?
ጉቡእካ ኣማሊእካ'ዶ፧?
ኣብ ምዕባይ ቁጠባ ተሳቲፍካ'ዶ፧?
ተወሊደላ ምባል.......የብሉን ጣቋ !!✊🏾