🥬🥦🍓🍇
ኣርሰናል  ⚽️⚽️⚽️❤️🔥❤️🔥
@betey_14  ❤️🩸
❤️ @my_teqebash     እንታይ  ዬ   ባ  ሕቶኺ?  🤔🫵
🌎 @berlinmanchawi ዝፈትዎ ሓወይ 😍
🏊♀️ @Sweetheart15  ዝፈትዋ ሓፍተይ 👩⚕️🥰
🤸 @hlmeyhlmey ሓፍተይ ዓይነይ 👀
🥷 @Chupapi12  ቶርታይ🎂🎂🎂🎂
ህጻናት ንቅድሚት በዚአን ከይትመጹኒ 👭👭👭
🖤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ነፍሲ ወከፍ ስጉምትታትካ 🚶♂️ተጠንቀቀሎም 
👌ምኽንያቱ ጸላኢኻ ብድሕሬኻ ስለ ዘሎ💯✨✨.                                                                                                                                         
ገዛእ ርእስኻ ንምቕያር ሓደ ሰብ ጥራይ'ዩ 
ዘድልየካ : ንሱ ኸኣ ንሰኻ ኢኻ !!!!!!
Self-confidence is the best outfit, rock it and own it.
ሕይወትካ ሚዛናዊ ክኸውን ኣለዎ፡፡
* ለዋህ ኩን ፥ ሰባት ብዘይ ግቡእ
     ክጥቀሙልካ ግን ኣይትፍቕድ፡፡
*እመን ፥ ሰባት ከታልሉኻ ግን ኣይተፍቕድ፡፡
*ዕጉብ ኩን ፥ ነፍስኻ ምምሕያሽ ግን ብፍጹም 
      ደው ኣይተበሎ