ንኹሉ ጭቆናን ኣድልዎን በደልን ዘይጽወርን ኣንጻሩ ዝቃለስን ንብልሹው ተግባራት ዘይንሕፍ ምስ ብዱላት ዝውግን ፍትሓዊ ሕልና ዘለዎ ሕብረተ-ሰብ ንክህምነጽ ልይትን ቅትርን ምቅላስ መጻኢና ነውሕስ
መጻኢና መጻኢ ሓረግ ወሎዶና ካብ ባርነት ህግሓኤ ሽግ ሓርነትን ህዝባዊ ማዕርነትን ስላምን ምዕባለን ንምንጻፍ ኩናትን ስደትን ከብቅዕ ትብዓት ከነጥሪ ይግባእ
መጻኢና ብሩህ ዩ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!