"ኣነ ሓንቲ ነገር ይፈልጥ ☝️☝️☝️
ንሳ ድማ ዘይፈልጥ ምኻነየ ዝፈልጥ "
ክብል እንኮሎ፣ ንሕና ድማ ሓንቲ ከም ዘይንፈልጥ ፈሊጥና፣ ኣብ ክንዲ ክንፈልጥ እንጽዕር፣ "ኩሉ ከም ንፈልጥ " ኮይና ስለ እንቐርብ፣ ሓንቲ ከይፈለጥና ብትዕቢት ደንቂርና ንፈርፍ።
ሶቅራጦስ 💪💪💪
ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ ካብ ኮነ ከም ፍቃዱን
ኣብ ፍቃዱን ንበር።።
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
October 26, 2023 | 135 | +85 | +170.0% |