1 Peter 1
3 Blessed be the God and Father of our Lord Jesus Christ, which according to his abundant mercy hath begotten us again unto a lively hope by the resurrection of Jesus Christ from the dead,
መዝሙር ዳዊት 27፤
4-5፤ ብመዓልቲ ጸበባ ኣብ ዳሱ ኺሐብኣኒ፣
ኣብ ውሻጠ ድንኳኑ ኪኽውለኒ፣
ኣብ ከውሒ ልዕል ኬብለኒ እዩ እሞ፣
ንእግዚኣብሄር ሓንቲ ነገር ለሚነዮ፤
ውቃበ እግዚኣብሄር ንምርኣይ፣
መቕደሱውን ንምምርማርሲ ምሉእ ዕድመይ
ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ክነብር ደልየ ኣሎኹ።
🇪🇷 🇺🇸