Ăbı Ěřı on Clubhouse

Updated: Aug 21, 2023
Ăbı Ěřı Clubhouse
16 Followers
54 Following
@0909abi Username

Bio

Arsenal Is Ma life !

ንሃገር ተጋዲልኩም ሃገራዊ ረብሓ ኣቐድሙ
ቃል- ሓርበኛ ኢማ (ዘይነብ ያሲን)

መገዲ እናሓየለ ምስ ዝመጽእ እቶም ሓያላት ጥራይ እዮም ዝጉዓዝዎ!"
ቃል- ፈላስፋ ጀ/ል (ስብሓት ኤፍሬም)

ሃይማኖት ናይ ግሊ ሃገር ግን ናይ ሓባር
ቃል- ድምጻዊ (ዓይኖመ)

ፍቕሪ ሃገር'ታ ዓባይ ምስጢሩ!!!

ኤርትራውያን ኣብ ዝኸዱ ከይዶም ንኤርትራ ክርስዕዋ ማለት ገመል ብዓይኒ መርፍእ ሓሊፉ ክትብል ይቐልል! ስለዚ እዩ ድማ ነፍሲወከፍ ኤርትራዊ ኣካሉ እንተርሓቐ መንፈሱ ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ዘንሳፍፍ።

ድልየታታት ወዲ-ሰብ ይውዳእ ኔሩ እንተዝኸውን ህይወት ደስታ ምጎስዐት።

መን ኢኻ ንዝብል ሕቶ - ኤርትራዊ
ኣበይ'ዩ ዓድኻ ንዝብል ሕቶ - ኤርትራ
ናበይ እዩ ኣንፈትካ ንዝብል ሕቶ-ናብ ኤርትራ
በቃ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ.............

እቶም ዝዘርኡ ከይዓጸዱ
እቶም ዝዓጸዱ ከይሓፈሱ
እቶም ዝሓፈሱ ከይኮለሱ
እዚ'ኸ መን ይረኽቦ፧ ኣበባ ሃይለ

Ăbì Èřį

Member of

More Clubhouse users