ኣውራጃዊ ሕዱር ሕማም፡ ስግኣት ምፍጣር ርግእቲ ኤርትራ! on Clubhouse

ኣውራጃዊ ሕዱር ሕማም፡ ስግኣት ምፍጣር ርግእቲ ኤርትራ! Clubhouse
83 Members
Updated: Mar 19, 2024

Description

እዚ ምንቅስቓስ እዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ስኢንዎ ንዘሎ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ክንዲ ምፍጣር፡ ህዝቢ ብኣውራጃ ከፋፊልካ ደረጃ ማሕበራዊ ምትእምማኑ ባይታ ከም ዝዘብጥ ብምግባር ሰላማዊትን ርግእትን ኤርትራ ከይትህሉ ንምግባር ዝፍተን ኩሉ ዓይነታዊ ጽዩን ስንፍናታት ንምኹናንን ኪንዮ ሓጹር ንምድርባዩን ዝቖመ ምንቅስቓስ እዩ።
ምጽያን: ኣባል እዛ Room ዝኸውን ሰብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብኣውራጃን ከባቢን ፈላሊኻ፡ ስግኣትን ጽልእን ምስባኽ ክጽየን ይግባእ።
ምክብባር: ዝወሃቡ ርእይቶታት ብዘድሊ ኣገባብን ምክብባርን ክኾኑ ይግባእ። ዝንጠላ፡ ጸርፊን ጉጥያን ኣብ'ዛ Room ቦታ ኣይህልዎምን።

Charts

Some Club Members

More Clubs