ህድእ ክብል ንፋስ፣✍🏿
👉ምስ ጥዑም ኣየሩ፤
✅ብሓቂ ደስ ክብል ፣
❤ፍቅሪ ክትገልጸሉ ፣
👉ወዲ ሰብ ዘይነብር ፣
✅ ሓጺር እዚ ዕምሩ ፣
መኣዲ ፍቅሪ እዩ ፣
 ናይ ወለዶ ብቁሉ!!👈
ኢሎም እዮም ዝመክሩ፣
ታሪክ ንከንብሩ፣✍️
ንውሉድ ወለዶ ኣእምሮ ክምህሩ!!🙋🏾♂️
👌🏾ፈልሲ ይተክልዋ ማይ ሂወት ክትዛሪ፥
ምክብባር ሓልዮት ንኩሉ ጠማሪ፣❤️👩❤️💋👨
ይገጥሙ ይዝይሙ እናሻዕ ብክብሪ፤🕺🏼
መርበብ ርእሲ ኩለን ኣድማሳዊት ፍቅሪ🙇!!።
                (ዋዜማ ፍቅሪ❤)
| Day | Members | Gain | % Gain | 
|---|---|---|---|
| June 10, 2024 | 283 | +1 | +0.4% | 
| March 12, 2024 | 282 | 0 | 0.0% | 
| January 22, 2024 | 282 | +3 | +1.1% | 
| December 09, 2023 | 279 | +8 | +3.0% | 
| November 01, 2023 | 271 | +13 | +5.1% | 
| October 01, 2023 | 258 | +2 | +0.8% | 
| September 02, 2023 | 256 | -1 | -0.4% | 
| August 04, 2023 | 257 | +5 | +2.0% |