ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኣፍቅሮ: ኣምላኽ ኣፍቂሩና እዩ: ስለዚ ፍቅሪ ምስ ኣምላኽ እንተደኣ ሃሊዩና ንሰባት ምፍቃር ኣይከጸግመናን እዩ።
ንብጻይካ ከም ነብስኻ ኣፍቅሮ: ኣብዛ ምድሪ ክንነብር ከለና እቲ ጸግም ዘሎ ንብጻይና ስለ ዘይነፍቅሮ እዩ: ሰይጣን ከይብለጸልካ ተደሊኻ እዚ ንጉሳዊ ትእዛዝ ከም መምርሒ ኣኽብሮ ። ጎይታ ኸኣ ብኣና ክኸብር እዩ።
| Day | Members | Gain | % Gain |
|---|---|---|---|
| June 29, 2024 | 32 | +1 | +3.3% |
| March 22, 2024 | 31 | 0 | 0.0% |
| February 01, 2024 | 31 | +2 | +6.9% |
| December 18, 2023 | 29 | 0 | 0.0% |
| November 07, 2023 | 29 | +1 | +3.6% |
| October 08, 2023 | 28 | 0 | 0.0% |
| September 08, 2023 | 28 | 0 | 0.0% |