ሰተ Cr7 on Clubhouse

Updated: Oct 19, 2023
ሰተ Cr7 Clubhouse
143 Followers
103 Following
@xlmawi Username

Bio

ድባርዋ🌆

((((((( ድባርባ ))))))

እዚ ዓቢ ሩባ ሩባ ናይ ድባርባ
ተወሊደ ዓብየ ካብቲ ኩቡር ህዝባ
ተቐይደ ዝኸይድ ብሕጊ እንዳባ
ንጽባሕ ጠሚተ ክኾና ድባባ።

ጽልማ ኢዩ ዓደይ ድባርባ ሕንብርታ
ዓዲ ናይ ነገስታት ጽዮን ዝታቦታ
ሃብታም ብተፍጥሮ ምሉእ ጸጋታታ
ሓቓፊት ንኹሉ ዘይ ብላ መሰታ።

ባር ሻኻ : ኣንበሲት: ኣዳራሽ :ቸንትሮ
ጃምዓ ነይሮም ኩሎም ኣብቲ ዳጋል ካትሮ
ኣረቂ ወሪዱ ቢራታት ክንዓትሮ
ትዝ ይብለኒ ኩሉ ሎሚ ክዝክሮ

ናኣሽቱ ዓበይቲ ኣዋልድ ኣወዳት
ኣብ ሓደ ንዓስል ብፍቕሪ ብስኒት
ምሳኹም ኢዩ ዘሎ ናይ ምንባር መቐረት

ስም ናይ ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም መንክር,ዩ ኣነ እዛ ስም ታራ ነገር ትመስለኒ ነይራ ትርጉሙ ግን ወልድኣብ ማለት ጎይታና እዮሱስ ክርስቶስ ማለት,ዩ
ወልደማርያም ማለት ድማ ወዲ ቅድስት ድንግል ማርያም ማለት'ዩ። እዞም ኣቦና ካብ ሽሞም ጀሚርካ ኩልንትንኦም መጽሓፍ እዮም🕎✡️💟

ሰራየ ማለት ሰረዐ ፡ሰረተ መሰረታውያን ፡ሱር ሕመረት ማለት እዩ ።

ማቴዎስ 7 (Matthew)
1-2፤ ብዝፈረድኩምሉ ፍርዲ ኺፍረደኩም፡ ብዝሰፈርኩምሉ መስፈርውን ኪስፈረልኩም እዩ እሞ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ።
3፤ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧
4፤ ወይስ ከመይ ጌርካ ንሓውካ ካብ ዓይንኻ በሰር ከውጽኣልካስ ሕደገኒ፡ ትብሎ፡ እንሆ፡ ጕንዲ ኣብ ዓይንኻ አሎ።
5፤ ኣታ ግብዝ፡ ቅድም ካብ ዓይንኻ ጕንዲ ኣውጽእ። ሽዑ ኻብ ዓይኒ ሓውካ በሰር ንምውጻእ ኣጸቢቕካ ትርኢ።

Member of

More Clubhouse users