♓ 🇪🇷 😉
ደላዪ ጽቡቅ
...ዕውት ሰብ ማለት ካልኦት ዝደርበዩሉ እምኒ ኣልዒሉ ጽኑዕ መሰረት ዝሰርሕ ሰብ'ዩ።
# ዴቪድ ብሪንክለይ
....ጽቡቕ ምስራሕ ካብ ጽቡቕ ምዝራብ ይበልጽ።
#ቤንጃሚን ፍራንክሊን
...ህይወት ብጣዕሚ ኣሸጋሪት'ያ፡ እንድሕር ሓሲብካ ትክእል ኮይንካ ድማ ዝያዳ'ያ ኣሸጋሪት'ያ።
#ጆርጅ ሂጊንስ
"ጥራጥን..ጥበብን ብሓይሊ ከተውጽኦም እንተፈቲንካ ናብ ቀልቀል እዮም ዝቕየሩ!"😂
-ወዲ ሓጎስ