"ን ቃላተይ ይፈትዎምን የኽብሮምን እየ" 😍✌🏾ንሶም ውን ብድሓን ይእተዎ ይእዘዙኒ እዮም 😂 ************ መልሓስ ክንዲ ዝጠዓመት ትጥዓም ብዘይ ልዙብ ኣተሓሳስባን ሕልና ዘየማእዘኖ ጥሙሕን ፋይድኣ ውሑድ እዩ። እሞ መልሓስና መዓር ለኺና ተግባርና ዕረ ከይተፍእ ጥንቁቓት ንኹን። 🤷🏾♂️ *******🇪🇷*******