ንመሃር (ወዲ ማሕታ) on Clubhouse

Updated: Mar 24, 2024
ንመሃር (ወዲ ማሕታ) Clubhouse
1.5k Followers
1.5k Following
May 20, 2021 Registered
@wedimahta Username

Bio

Pro justice, peace and development 🇪🇷🇨🇦

📌ድምጺ ህዝቢ ኤርትራ ይሰማዕ📌

📌መሰላት ኤርትራዊ: ኣብ ኤርትራ ይከበር📌

ድሕር በል ጠላም: ድሕር በል ተበላጺ::

ብዋጋ ኣዕጽምትን ደምን ንጹሃት ደቃ
ህያው ዝኮነት ሃገርን ከቢድ ዋጋ ዝተከፍሎ ህዝብን:
ብጠላማት: ቀተልትን ሰረቅትን ጉጅለ ይሁዳ ኢሰያስ ክብደል ሱቅ ኣይብልን::

እምቢ✊🏾

ድምጸይ ድምጺ ናይቶም ብሓይሊ ብረት ኣብ ፈቆዶ እስርቤታት ተዓፊኖም ዘለው ዜጋታትን: መሰሉ ተነፊግዎ ዘሎ ህዝብናን ኢዩ::ጉጅለ ኢሰያስ:ህዝቢ ኤርትራ ደቁ ገቢሩ ዝሃቦም ሓላፍነት ብምጥላም: ንልዑላዊ ስልጣን ህዝቢ መንዚዖም: ንህዝብና መሰላቱ ነፊጎም ንስደት ኣዳሪጎም : ሃገርና የዕንውዋ ምህላዎም ኢዩ::

👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊✌️✌️
ኣብ ዝተፈላለያ መራከቢ ብዝሓን ካብ ዘቅረብኩዎ ዘተን ትንታነታትን

👇🏿👇🏿👇🏿🔥🔥🔥👇🏿👇🏿👇🏿

´እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ርክብ ዶ/ር ኣቢን ኢሰያስን ውሑስ ዝምድና ዘምጽእ ኣይኮነን' ሓምለ 05, 2018

https://youtu.be/hvd4_DRm8LQ

'ተቃወምትን ደገፍትን: ናይ ምዝርራብ ባህሊ ከነጥሪ ኣለና'
ታሕሳስ 05, 2019

https://youtu.be/-TsKqyNnHwE

'ኣብ መንጎና ዝፍጠሩ ሕንፍሽፍሻት: መበገሲኦም ካበይ ምካኖም ክንፈልጥ ይግባእ'
ታሕሳስ 22, 2019

https://youtu.be/USf9nqHPQiw

"ኣቃልቦና : ናብቲ ብግብሪ ሃገር ዘፍርስ ዘሎ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ይኩን"
ጥሪ 05, 2020

https://youtu.be/nKFqxK6pMzE

'ንባዕዳውያን ገዛእቲ ብመስተንክር ዝሰዓረ ህዝቢ: ናተይ ኢሉ ብዝኣመኖ ከዳዕ ክሃልቅ ናይ ሞት ሞት ኢዩ'
ጥሪ 18, 2020

https://youtu.be/a2PWr1T8gTQ

"ኣብ ኤርትራ: ናይ ደቂ ሕድርትና መንግስቲ'ዩ ዘሎ"
ሚያዝያ 05, 2020

https://youtu.be/-ZCq87qZlLg

"ድሕሪ ሞት ኢሰያስ ዝስዕብ እንታይ ክከውን ኢዩ?'
ሚያዝያ 26, 2020

https://youtu.be/Kq67ewVCcSE

"ነቲ ኣብ ትግራይ: ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ትግራዎትን ዝግበር ዘሎ ግፍዒ: ኩልና ክንኩንኖ ይግባእ"
ታሕሳስ 24, 2020

https://youtu.be/3T-zQil82WU

"ሕጂውን ቀዳምነታትና ንፍለጥ"
ሓምለ 03, 2021

https://youtu.be/Wm8LovsaRIs

"ይኣክል!"
መጋቢት 8, 2018

https://youtu.be/forYySWYdFQ


እንደገና ኣብ ግዜ "እከለ ከ ደሃይ ዶ ኣለዎ/ዋ?" ኣቲና ኣለና:: ጽንሕ ኢልካ ከኣ መርድእ ኣሎ::

👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿📌📌👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿
ንኢሰያስ ኣፈወርቂ : ነዛ ከተልምዓ ዝቀልልን ሁርኩት ህዝቢ ዝተዓደለትን ሃገርና ኤርትራ ብግቡእ ክመርሕ ዘይከኣለ: ሰነፍን ፍሹልን ሊቀ ሰይጣውንቲ ኢለ ምግላጸይ ዘሕምሞ ሰብ ሃገራዊ ዘይኮነ ስሚዒታዊ ኢዩ::
👆🏽👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿

🔥🔥🔥🔥🔥🔥

ስቅታና ስቃይ ህዝብና !

📌📌📌🔥🔥🔥📌📌📌

ኣነ ኣድናቅን : ተጣባቂን ልዕልና/ግዝኣተ ሕጊ /rule of law/ ንሰላምን: ምዕባለን ሃገር ኢየ::

ብዛዕባ እዚ ክፈልጥ ዝደሊ: ነዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጥብቆታትን ኣብ ትዊተር ዝጽሕፎን ምውካስ ይከኣል:: ካብ ሰባት ብዛዕባይ እትሰምዕዎ ካላም ፋርቅ😂 ኢዩ::

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
March 24, 2024 1,500 +22 +1.5%
March 06, 2024 1,478 +46 +3.3%
February 13, 2024 1,432 +26 +1.9%
January 27, 2024 1,406 +26 +1.9%
January 10, 2024 1,380 +39 +3.0%
December 25, 2023 1,341 +39 +3.0%
December 10, 2023 1,302 +46 +3.7%
November 25, 2023 1,256 +327 +35.2%
October 08, 2022 929 +47 +5.4%
August 15, 2022 882 +33 +3.9%

Charts

Member of

More Clubhouse users