ንፋስ ሎሚ ቕነ
ኣታ እንታይ'ዩ ንፋስ ሎሚ ቕነ
ዘውሕደና እናበታተነ ፡
ንሓደ ነፋኑ ቲ'ሓደ ይስዕብ
ሓደ ምስ ኣንቀለ ቲ'ሓደ የርክብ
ሕጂ ድማ ኣብቲ ከውታ
ከይበረቐት ታ'ጸሓይ ወጋሕታ
ተፋንዩኒ ዱላ ብኣካሉ
ምስ ሓሳቡ ምስ ዘይውዳእ ሓይሉ
ነጢሩ ዘይደኸመ ተላህዩ ዘይጸገበ
ክቕበር'የ ኢሉና ብሓመድ ክድበ
እናፈለጠ ከምዘይድገም ምንባር
ንሞት መሪጽዋ እዚ ደፋር ።
©ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
🇪 #knowmore
Chi va piano va sano e va lontano, chi va forte va incontro alla morte
if the data has not been changed, no new rows will appear.
Day | Followers | Gain | % Gain |
---|---|---|---|
September 09, 2023 | 670 | +272 | +68.4% |