ታንኪ ሻዕቢያ ELOS ABERIKIYA on Clubhouse

Updated: Aug 31, 2023
ታንኪ ሻዕቢያ ELOS ABERIKIYA Clubhouse
570 Followers
585 Following
@tidesi Username

Bio

I am a proud Eritrean🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
እግዛቢሄር ንዳዊት ብዘይ ጥልመት ወይ ትህኪት ኩጋሲ ምስ ርአዮ ከም ልበይ ኢልዎ ንሕን ድማ ነዚ ኩቡር መራሕና ቅንዕን ሪኢና ከም ልብና ኢልናዮ አለና። Long live Mr, President


ወድዛ ህግደፍ ኢሎም ክጻረፉኒ ሰሚዐ
ንዓይ ዲዮም ኢለ ክሳደይ ኣቕኒዐ
እሓልም ከይህሉ መብራህቲ ወሊዐ
እንተራኹስ ሓቂ’የ ሰሚዐ።
እሞ ፡ኣ ነስ ህግደፍ ኢለ ብሓጎስ ነቢዐ፡
እቲ ሽም ከቢድኒ ብስክፍታ ተበሊዐ
እዋእ ፡ዋነኡኸ እንታይ እብለኒ እንተስምዐ እቲ ንጸላእቱ ደም ዘንበዐ ፡
ካብ በዓቶም ኣዉጺኡ እንዳሰላለዐ ንኣራዊት ዝሃቦም መዐንጦኦም እንዳንተዐ፡
ዓደቡኡ ዘየድፍር ከመ’አንበሳ እንዳጉሰዐ ሓንጎል ህግደፍ ዶ ይኬነን ነዚ ዘብቐዐ እሞ ኣነስ ብኾፈይ ብሽሙ እንተተጸዊዐ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ስለዚ’የ ነቢዐ።

እግዛቢሄር ንዳዊት ብዘይ ጥልመት ወይ ትህኪት ኩጋሲ ምስ ርአዮ ከም ልበይ ኢልዎ ንሕን ድማ ነዚ ኩቡር መራሕና ቅንዕን ሪኢና ከም ልብና ኢልናዮ አለና። Long live Mr, President

ክትሞተሉ እትኽእል ዕላማ እንተዘይብልካ፥ ክትነብረሉ እትኽእል ዕላማ’ውን ክህልወካ ኣይክእል’ዩ።

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
August 31, 2023 570 +150 +35.8%
October 09, 2022 420 +49 +13.3%
August 15, 2022 371 +2 +0.6%
July 09, 2022 369 +12 +3.4%
June 02, 2022 357 +8 +2.3%
April 25, 2022 349 +18 +5.5%
March 18, 2022 331 +42 +14.6%
January 19, 2022 289 +39 +15.6%
December 13, 2021 250 +28 +12.7%

Charts

Member of

More Clubhouse users