ዋው ( ቴዲ-ተስ ) on Clubhouse

Updated: Nov 20, 2023
ዋው ( ቴዲ-ተስ ) Clubhouse
792 Followers
665 Following
@tedites Username

Bio

❤️ኤርትራ ዕርቦን ብርቆን ጻሓዪኪ❤️
ኣብ ቲሕቲ ኩሉ ማሕበራውን ብሄራዊን ክብርኺ ዪቃዶሶ ። ድነ ግዝያዊ ጸገምኪ ፡ ይሕሰም ይጥዓም ኤሪትራዊ ኮይነ የስተምቅሮ። ኪኖ ኤሬትራዊ ምኻን ቅንጣብ ኣይውስኽ ኣየጉድል 🇪🇷!! ዋሓጣ ። ቴዲመኽሰብ ።

64,800 ድቂቅ ካብ ዕድመይ ኣርሰናል ቁማር ከምዝበሉኒ ሕጂስ መን ይፈልጠለይ !?

" ቲ ሓያል መንፈስኪ ንጽምዋይ ይስዕሮ ❤️"

መጽሓፍ ሓማሴን
1ይ ምዕራፍ 1ይ ፍቅዲ 1ይ ትእዛዝ ፥ ሓምሴንን ስም ወዲ ሓማሴንን ብኾንቶ ኣይተልዕል ይብል !! ኣምብብዎ

ህድሞና ⬇️

አእማን ተዋህሊሉ ዓንድታት ተቖርጸ፡
ሰርወ ተመልሚሉ ክጕነኽ ምስ መጸ፡
ገመል ተጠርኒፉ ምሖጽ ምስ ነቐጸ፡
ቀለብ ፍልሖ ዀይኑ ክበርስ ተመርጸ፣
ወፈራ ህድሞና ጻማ ዘይተረኽቦ፡
ኣብ ደብዳብ ምስ በጽሐ መሬት ዝዓረቦ፣
ሰሪ ዘይምግዳስ ሹመኛታት ዓዲ፡
ኮነት ኣገራሚት ንሓላፍ መገዲ።
ጽውጽዋይ ጌሮሞ ኣንጊሖም ሕልምና፡
ደረት ኣብዚሖምሉ ከይሰምር ሓሳብና፣
ምእንቲ መጎጎስ ትሕለፍ'ያ ኣንጭዋ፡
ትውጋሕ ትምሰ'ምበር መዓልታ ኣለዋ፣
ኣለዋ ኣለዋ ኣለዋ።
Legend Abrar Osma

ሰብ ሰብ'ዩ ዝደሊ።
ሰብ ሰባብ ፡ ሰብ መኽሰብ
ሰብ ምኻንን ሰብ ምምሳልን ከልተ ጫፋ'ዩ !
ሰብ ዘይምኻን ፡ ጸረ ኹሉ ሰብኣውነት'ዩ ።
ሰብ ኩሉ ፥
ሰብ ሰባብ ፡ ሰብ መኽሰብ 📝

ቴዲመኽሰብ 🇪🇷❤🇧🇻

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
November 20, 2023 792 +194 +32.5%
August 11, 2022 598 +10 +1.8%
July 05, 2022 588 +29 +5.2%
May 29, 2022 559 +52 +10.3%
April 21, 2022 507 +43 +9.3%
March 13, 2022 464 +47 +11.3%
January 15, 2022 417 +51 +14.0%
December 08, 2021 366 +33 +10.0%

Charts

Member of

More Clubhouse users