🇪🇷 ኤረይ ዘይበለ ካባና ይፈለ 🇪🇷 ኣይረሳዕኩዎምን ዝሓለፉለይ ምእንቲ መሰል ዝወደቑለይ😇 •እታ ናይ ሕድሪ መሬትና፡ ኣይነርግጻን ብጓና• 🌊ባጽዕ እግረይ፡ ዓሰብ መተርኣሰይ🐠 →ጸላእትና፡ ኣይፈልጡናን'ዮም (ሊንጎ)