SHELL SHALL on Clubhouse

Updated: Nov 13, 2023
SHELL SHALL Clubhouse
181 Followers
219 Following
@shellshall Username

Bio

Never look down on anyone☝️👈
ስቅታኻ ክርዳእ ዘይክእል ሰብ ቃላትካ' ውን ክንደይናይ ከይርድኦ!!❤✌️🙏👈

ተመነ እንበር ግዙእ ናይ ምንዮትካ ኣይትኹን ምናልባት ዘይክትረኽቦ ስለ ትክእል!!❤✌️🙏👈

እቲ ናይ ብሓቂ ዓርክካ ኣብ ጊዜ ሽግርካን ሓዘንካን ኣይስሕቅን እዩ!!❤✌️🙏👈

ይቅረ ምባል ካብ ሕነ ምፋዳይ ይበልጽ!!❤❤✌️🙏👈

ንስኻ ነዓኻ'የ

ኣቤት ንስኻ ግን ክትሓስም
ፍቅሪ ገዲፍካ ንጸልኢ ተቀድም
ሕውነት ቀቲልካ እከይ ትሓልም
ከም ቃኤል ብቅንኢ ትሓምም

ድንጋጸ ዘይብልካ ፈታዊ ነብስኻ
የሕሊፍካ ትህብ ንሓውኻ ከሲስካ
ኣብሓጥያት ትነብር ሕጊ ኣምላኽ ጥሒስካ
ብእኩይ ተግባርካ ሰይጣን ተሓጊሱ ብኣኻ

ንሓውኻ ኣይተንድዶ ከም ሓዊ
ኣይትኹን ጨካን ኣረመናዊ
ሎሚ ራህርሃሉ ከምቲ ሳምራዊ
ትርጉም የብሉን ጽባሕ ምስ ትእዊ

ሓውኻ'ዩ ማዕረ ክንድኡ ኣይትጨክነሉ
ጡፍ ኢልካ ኣብ ጭሕምኻ እንድኣሉ
ኣይትኹን ከምቲ ሓሰኻ ኣብዝለምለመሉ
ኣይትጉደኣዮ እንተኽኢልካ ጀንኖ ቁስሉ።❤😍🙏✌️👈

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
November 13, 2023 181 +12 +7.2%
October 21, 2022 169 -1 -0.6%
August 21, 2022 170 +3 +1.8%
July 15, 2022 167 +1 +0.7%
June 08, 2022 166 -2 -1.2%
March 24, 2022 168 +1 +0.6%
January 25, 2022 167 +8 +5.1%
December 19, 2021 159 +42 +35.9%

Charts

Member of

More Clubhouse users