Sami ሓፋር ወዲ! on Clubhouse

Updated: Nov 15, 2023
Sami ሓፋር ወዲ! Clubhouse
534 Followers
476 Following
@seqtamrxku Username

Bio

🌟ሕልና ሚዛናዊት ⚖️ሕጊ ውሽጥና'ያ!🤔
🤐

🤐❗️ስቅታ መረጽኩ‼️🤐

🤐

🌟ኣነ ኣነ ክሳብ ዝኾንኩ!“ንዓኹም ክመስል ኣይትጸበዩኒ ሓደራኹም::🤫🤐

🌟ገሊኦም ሰባት ትኣምር ተሓጊሶም ክነብሩ ይጽበ'ዩ!"ገሊኦም ከኣ ነቲ ግዜ ተጠቂሞም ትኣምር ይፈጥሩ!!ኣነ'የ 🇪🇷🌟

@cleaneri9 ወዲ ሓውለለዲን ውሽማ ማማ ጉዐይ,ተሰከፍ መንእሰይ ኢኻ 🙄😂😂
@abrhammaking143 ዛውለታይ ብኣካሉ ሓላዊ ጽጡሕ ካብ ምስ @cleaneri9 ብማማ ጉዐይ ትብኣሱ መሰታኻ ድለ 😂😂😜

@mariri7 ትርጉም ብጻይነት ዝተረድእኦ ብጻይ 🤎🔥

🌟 ቅድሚ ንኻልኦት እሙን ምኻንካ!"ንነብስኻ እሙን ኩነላ!!!🙇‍♂️


***************************************

🌟እቲ ዝለበመን:ዝበልሐን ሰብ!ዘይፈልጥ ምኻኑ ይፈልጥ’ዩ!”ስለዚ'ዩ ኸኣ ንኽፈልጥ ወትሩ ዝጽዕር!!!🤔💬✍🏽

***************************************

🌟ሓደ ሕደ ሰባት ኣመና ምግዳስ ተብዛሕካሎም!“ለማኒ ኮንካ ኢኻ ትስምዖም::🤔🫵🏽

⭐️ ኣታ👉🏽ሰብ ኣብ ናይ ተዋስኦ ዓለም 🌏 እንዳ ነበርካ ነብስኻ ኣይተታልል!!!🧏🏽‍♂️👀✍🏽

ቓሕ ሰም ኢለ ዝሪኣ ዳይመንደይ 💎🇪🇷

Member of

More Clubhouse users