ሃገረይ ክብረተይ on Clubhouse

Updated: Sep 11, 2023
ሃገረይ ክብረተይ Clubhouse
46 Followers
64 Following
@sami-55 Username

Bio

ን...ሰብ...ከይትነግር'ዩ እቲ
ስዉር ኣርእስታ
ቡርቱዕ ድምጺ ምስጢርያ'
ትዘዉር ሕሹኽታ
ይፈታትኑ ፈቃርነትና
ክትፈላልዩ ሓደ ኣምሳልና
ኣይነፈቅድን ክንዘሩ ዉህደትና

ክንፈላለ ሕሹኽታ ተቖጺርና
ተፋቕር ዕልልታ ተርህወልና
ናይ ስምዒት መናድቕ ከይዘርወና
ዘራኽብ ድልድልይል ይሕሸና
ንደኽሞ ስለ ፍቅሪ ብእምነት

ሓቢርካ'ኾ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር
ዝርወት መን ይብህግ ስኒት ጥምረት ምበር
ኣበ'ዩ እቲ ድኽመት
ሳኣን ፍልጠት ድዩ
ወይሲ ናይ ትሕትና ሕጽረት
ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ'ዩ
ዝዓበየ ፍልጠት
ከምዚ ጓል ርግቢት
እንቃቁሖ እንከላ
ምናልባት'ዛ ዓለም ዝመለአታ
ይመስላ ዶኾን ይኸውን

መዓልታ በጺሓ ፈንቂላ ምስወጸት
በሪርካ ዘይውዳእ ዓለም ምስ ረኣየት
ተነኣእስ ምፍጣራ ክሳብ ትጠራጠር
ካብ ጽምዋ ትሃድም ምስ ከምኣ ትጽንበር

ምፍላጥ ዓቕሚ እዩ
ኣተሓሳስባ
ንነብረላ ዓለም ፍቅሪ እንድዩ መኽሰባ
ነነብስና ንፈትሽ ካብ ነውሪ ንላቐቕ
ጸዊዕካ ጸበባ

ነፍቅሮም ከፊልና ዘጽናዕናዮ ፍቅሪ
ወገነይ ወገንካስ ናብ ዘይምሕር ጓህሪ
ገነትና በኺልና'ዶ ጋሃነም ክንኣቱ
ከለና ኣብዛ ምድሪ !!!
By Abraham Afewerki legend 👑

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
September 11, 2023 46 0 0.0%
November 06, 2022 46 -3 -6.2%
August 29, 2022 49 +3 +6.6%
July 23, 2022 46 +33 +253.9%
June 16, 2022 13 +1 +8.4%
April 01, 2022 12 +2 +20.0%
February 02, 2022 10 +1 +11.2%

Charts

Member of

More Clubhouse users