📍Asmara Barjimma💫🇪🇷
Beja Asmara
ከካፍለኪ ሓሳበይ - ዕቑር ፍቕሪ'ሎ ኣብ ልበይ
ተቐበልኒ።
ኣብ መጻኢኺ ኣሚነ - ከቕስነኪ'ለ ፈቲነ
ኣይኮነለይን።
ካብ ንቡር ዝያዳ ትሓስቢ - ወትሩ ዓቕልኺ ተጽብቢ
ስለምንታይ።
ከመይ ጌረ ክገልጸልኪ - ጽን ኢልኪ እንተዘይሰሚዕክኒ 
ከመይ ጌረ ክውህደኪ - መጺኺ እንተዘይረኺብክኒ
ከይጠራጠር ከይጋገ - ኣሰር ሃቢ ምኸርኒ
ከምዚ'ለ ግን ኣይክኣልኩን - ኣነ'ሞ እንታይ ይሕሸኒ
ሰብ ብዝብሎ ኣይትገደሲ - ሓቂ ሒዝኪ ጥራሕ ገስግሲ
ምሳኺ'ለኹ።
ኣብ ውሕጅ ኴንካ ምጅላብ - ምስ ኣብ ደንደስ ኴንካ ምዕዛብ 
ይፈላለ'ዩ።
ሰብ ሕሱም ኢልና ነማርር - ደቂ ሰብ ኢና ነፍቅር
ኣይትጨክኒ።
ትፈልጢ'ዶ ከምዘይድቅስ - ብኣኺ ሓሳብ 'ተጀሚረ
ትኣምኒ'ዶ ከምትወግሕ - ብዘይሃለዋትኪ እንተሓዲረ
ክሳብ ማዓስ'የ ክጽበ - ኣጎላጉል ገዲፍኪኒ
እዚ ኹሉ ስቓይ እዚ ኸሉ ትጽቢት
ከንቱ ኣይኮነን እባ በልኒ!
if the data has not been changed, no new rows will appear.
| Day | Followers | Gain | % Gain | 
|---|---|---|---|
| October 22, 2023 | 383 | +80 | +26.5% | 
| October 03, 2022 | 303 | +11 | +3.8% | 
| August 11, 2022 | 292 | +2 | +0.7% | 
| July 05, 2022 | 290 | +1 | +0.4% | 
| April 21, 2022 | 289 | -3 | -1.1% | 
| March 14, 2022 | 292 | +14 | +5.1% | 
| January 16, 2022 | 278 | +5 | +1.9% | 
| December 09, 2021 | 273 | +68 | +33.2% |