Abatergh ጎይታ on Clubhouse

Updated: Jul 7, 2024
Abatergh ጎይታ Clubhouse
1.1k Followers
581 Following
@peace4alll Username

Bio

👊
ብዘይ ምኽንያት ንዝጸልኣካ ሰብ
ምኽንያት ፈጢርካ ጉንዲ እዝኑ ክትጸፍዖ ጥራይ 'ዩ ዘለካ ::

ስለ ኣብ ክለብ ሃውስ ዘለዉ ቆልዑ ጸሊዩ 😉
እንዓል ከም ገለ


I will date u after I marrying u 😜🥴

I started my restaurant with one 🌾 rice 🍚

ሰላም እንቃዕ ብሰላም መጻኹም
እንታይ ክእዘዝ ፍቅሪ ደሊኩም
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ቱ :ሆት :ትሃንድል ሰብ ኣኽብሩ : እቶም ንላዕሊ ክትከይድ ከለኻ ትረኽቦም : ክትወርድ ከለኻ ክኣ እንደገና ክትረኽቦም ኢኻ ::
ማፍያ ኩሉ ጊዜ ማፍያ እዩ ስለ ንፁህ ህዝቢ ኣይግድሶን
እቶም ነገር ትደልዩ ግን
⬇️⬆️➡️🏹


ክንዲ ዓሰርተ ፍርንጭት ::
ባዓል ዓሰርተ ፍርንጭት ::
እንተ ዘይኣሚንኩም ከሸይፈኩም ::
🎺🎷 🎸🥁🎻🎹🪕🪇🪘🪗🪈🎼💃🕺🕺💃Blues ,reggae ,instrumental,reading books ,Netflix ,national geography

እታ እንኮ ዝቃጠባ ጉሩሽ ጥራይ'ያ 💰 💴 💵

ብሓዊ ዝገጫጨብ ህዝቢ


ቃለይ' ዩ
"ምስቲ እትብሎ ወላ ኣይሰማማዕ፡ ንኽትብሎ ግን ክሳዕ ዝመውት ክከላኸለልካ እየ" ቮልቴር

ኣበሃህላ ይጸብቕ ኣይጸብቕ፡ እቲ ዝዝረብ ቅቡል ይኹን ንጹግ፡ ክብል ዝደለየ ክብል ስለ ዘለዎ፡ መሰል ምዝራብ ክኽበር ከም ዘለዎ ዘማትእ ኣይኰነን።


"ኣፍካ ሓዝ" እናበለ ኣፍ ሰብ ዝዓብስ ግን ብመጀመርታ ንገዛእ ልሳኑ ይቘልፍ! እቲ ፈጺሙ ሰብ ዘይኣምን
ክኣምን ከሎ ንሱ ይገድድ!

መጽሓፍ ምሳሌ 14
8፤ ጥበብ እቲ ለባምሲ መገዱ ምፍላጥ እዩ፡ ዕሽነት እቶም ዓያሱ ግና ጥበራ እዩ።



bless our nature to saint Antonios If you are neutral in situations of injustice, you have chosen the side of the oppressor.

If you want peace, you don't talk to your friends. You talk to your enemies.

Don't raise your voice, improve your argument.

The price of freedom is eternal vigilance.

Do your little bit of good where you are; it's those little bits of good put together that overwhelm the world. . 📍✈️🛫🇺🇳🇬🇺 🇨🇿 🇸🇩 🇪🇹 🇶🇦 🇹🇷 🇳🇱 🇧🇪 🇫🇷 🇱🇺 🇸🇪 🇬🇧 🇺🇸 🇨🇭

Member of

More Clubhouse users