ማፍያ ጠላም on Clubhouse

Updated: Jul 26, 2023
ማፍያ ጠላም Clubhouse
252 Followers
424 Following
@nka.love Username

Bio

ዘይርሳዕ ታሪኽ ናይ ሂወተይ
ምስ ሓንቲ ጋል 😂❤️❤️❤️❤️

ተገዲስኩም መኽሪ ሃቡኒ🙏🙏🙏

ሓደ ግዜ ናብ ሓደ መርዓ ኮይኑ ጎይላ ይኸደልኩም ካብዚ ዝቕጽል በጋጣሚ ሳዕሳዒት ናብ መናእሰይ ነበረ። ኣነ ድማ ብጣዕሚ ሳዕሳዒት ክፎቱ ማዓት”የ ከምቲ ፍትወተይ ምስ መታዓብይተይ ክስዕስዕ ጀመርኩ። ምስቲ ብዝሒ መንእሰይ ዝነበረሉ በዚ መጽያ ዘይበልኩዋ ጽብቕቲ ጋል ትደፍኣኒ ናይ ንእስነት ካይተርፍ ኣነ ድም ደፋእክዋ። ቀጺለ ክጥምታ ንሳ ድማ ጠመተትኒ። ኣልግብ ኣቢለ ዓይነይ ጸቐጥኩላ። ንሳ ድማ ትጸቕጠለይ። ካብቶም ጃምዓተይ ወጽየ ምሳኣ ሳዕሳዕኩ። ዎዮ ሃራሚ ክራርር ናብ ካልእ ደርፊ ሰገረ”ሞ ኣነ ድማ ተሓጎስኩ። ካብዚ ቀጺለ ዓይነይ ጸቒጠ ንደገ ወጻኹ ዎዮ ጋል ትስዕበኒ። ተታሒዝና በቲ ጸልማት ምስ ከድና ኣብዛ ዘለኻያ ክንዛ ዘንበብካያ መጽሓፍ ቁዱስ እንተተንብብ ክንደይ ምናፋዕካ ስደትና የሕጽሮ ፈጣሪ ኣብ ዘለናዮ ሰላምን ቅሳነትን ይሃበና ካብ ሓውኹም ካብ ልበይ ዝፈትወኩም

❤️❤️❤️❤️❤️❤️





ብርግጽ ከምቲ መሰልካ ክሕለወልካ ትደሊ መስለ ሰብ ክትሕሉ ኣለካ እቲምንታይ ከምኡ”ዩ ሰብ ደብለካ።
❤️
ብዙሕ ኣነ ኣነ በሓሊ ኣይትኹን ካብ ቡዙሕ ትዛረብ ተውጾኦ ቓላት ተዓዘብ።❤️

🙅🏾‍♂️🙅🏾‍♂️ሓደ ሓደ ማዓልቲ ዋይግዜ ወይ ዓለም እናበልና ነማርር፡ ግን ቅድሚ ምምራርና ንነብስና ንሕተታ ማለት ንነብስና መን ከም ዘፍቅራ መን ከምዝሓልየላ”ሞ እቲ መልሲ ምስ ረኸብካዮ ትርጉም ስቓይካ ክበርሃልካ”ዮ!

ምንባር ሓንቲ ግዜ እያ ግን እዚ እናፈለጥካ ነብስኻ በዲልኻ ንኻልእ ሰብ ከተሐጉስ ትጋዓዝ እንተሃሊኻ እተን ዝተረፋ ዕድሜኻ ሕጉስ ንኽትኸውን ጸቢብ ተኽእሎ”ዮ ስለዚ ኩሉ ድሕሪ ነብስኻ ሰበይ❤️❤️❤️💋💆🏼‍♂️

ኣነ መን በል ነብስኻ ፍለጣ
ላል ኣይትበል ከም ሻርምጣ
ዳሓር ካይመጸካ ጣጣ
ስሚ ሰብ ኣይትኹን ከም ኣንበጣ

Member of

More Clubhouse users