Interested in world geo-politics
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪 Eri 24/7 on my mind. My Eritrea Right or Wrong! If it is right to be kept right and if it is wrong to be set right ! ✊🏾
ዝኣመነ ኣሚኑ’ሎ ኮይንዎ ግድን እቲ ዝተረፈ’ውን ክኣምን’ዩ ክርዕምዩ ግድን!
ዕድል ኣለኒ : ግምባር ኣለኒ : ህግ ዘሰለፈኒ!
ህዝባዊ ሰራዊት ዋሕስ ውጹዓት!
ንህ.ግ. ብመንፈስን ግብርን ሰዓቦ : ከተጥፍኦ ኢልካ ምሕሳብ ግን ቀታሊ ሓሳብ’ዩ::
ዘምጸኣካ ጉዳይ ሓጺርን ጽፉፍን ይኹን: ብድሕሬኻ ከማኻ ሰብ ጉዳይ ከምዘለው ኣይትረስዕ::