Moss Eri on Clubhouse

Updated: Nov 24, 2023
Moss Eri Clubhouse
115 Followers
168 Following
@moss189798 Username

Bio

..............ይዝክር.........
በየናይ ሕጊ ዩ ኣቲ በየን ስርዓት
ንዓይ" ና ዘከርካ🤔 ከይተፍስ ንብዓት😭
ከምኡ "ባ ኣይትበሊ ዶ ወላስ ወለሎ
ታ' ጽብቅቲ ስእሊ 🤳ኣብ መናድቅ ልበይ❤
ተሰቂላ ዘላ:
ንዓኪ ክርስዕ ዶ ገምጢለ👎 ክሰቕላ።
ኢኺ ደሊኪ ኣሃ ኣሃ ኣሃ (2)
ኢኺ ደሊኪ ኣሃ
ኢኺ ደሊኪ
ኣምላኸይ ለሚነ ሸሚተ" ንዴ ዓቅሊ ✊
ዓይኒ👁 የብለይን ኩፉእኪ ዘለሊ"
ዝበልኪ ክትብሊ ኣብቲ ሕሉፍ ጽቡቅ
ናይ ትማሊ ስእሊ 🤳
ኣቡኡ "የ ዝበሊ
ይዝክር🤔 ታይ ድኣ ክገብር (2)
ይዝክር 🤔ታይ ድኣ ክገብር
ኣሃሃ። እይይይ!!!እይይ ኣሃሃ

ኣብቲ ሕሉፍ ዛንታ ጉዕዞ🏃ንእስነተይ👫 ኣወለይ እንዲኪ ቦክሪ ኣፋሪተይ 💑
ዝሕለፍክዎ ጽቡቅ ክርስዖ" ኣይደልን
ክዝክረኪ"የ በቓ ለይትን ቐትርን።
ይዝክር 🤔"ታይ ድኣ ክገብር (2)
ይዝክር🤔 " ታይ ድኣ ክገብር ( 2)
ይዝክር🤔 " ታይ ድኣ ክገብር (2)
ይዝክር.🤔🤔🤔🤔..........!!
ጨጋር ከም ዘለዎ ንዉሽጡ ዊሕጠ
ናይ ትማሊ ጽቡቅ ስእልኪ 🤳ኣቐሚጠ
ይዝክር 🤔"ታይ ድኣ ክገብር (2)
ይዝክር 🤔"ታይ ድኣ ክገብር (2)
ስጋ ሰብ ስጋ ሰብ ክጥዕ ክሃጥርብ 💪
መዓስ ጸሊም ጻዕዳ ስብሒ" እንዱ
ዝፈጥር ፥
ጻዕዳ ንብዓት 😭 ዝክሪ 🤔
ልበይ ❤ምስ ተኻዕዎ ፍቅረይ
ትዝታኪ ጽባቐ ዘለዎ ።
ይዝክር 2🤔
ይዝክር 2🤔
ጽቡቅ እንበር ኣቲ ሒማቅ ከምዘ ይዝክር ምስቶም ኸዋኽብቲ ⭐ ወርሒ 'ላ 🌙
ምስክር፥
ክሳብ ምስንባት ጉዕዞ ናብ መቓብር
ቃል ኣትየ"ንዴ ፍቅረይ ኣብዝክሪ ክነብር።
ይዝክር 2 🤔
ይዝክር 2🤔

ድምጻዊ🎤 =ኤርምያስ ክፍለዝጊ
ግጥሚ ✍= ገብርሂወት ጸሃየ
ዜማ 🎼=ኤርምያስ ክፍለዝጊ
ብልጽቲ ስራሕ ኤርሚ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷




🇪🇷ብሰላም ሓቢርካ ምንባር ፍረ 🙏ምሕረት 🙏 እዩ 'ፍረ ፍቅሪ ❤
ፍረ ዕርቂ እዩ❤ ልቢ ምዕባይ
የድሊ ሎሚ በዚ ዘባና መምዘኒ
ናይ ሓደ ጅግና 💪ፖለቲኬና ዝብሃል ወይ መራሒጅግና ናይ ሃገር🇪🇷
ዝብሃል ብስለት ኣእምሮ ዘለዎ
ብስለት ፖለቲካ ዘለዎ ጸላኢ
ዝነበረ ናብ ፈታዊ ፈተዉቱ ዘብዝሕ
ሩሑቅ ዘለዉ ዘቅርብ በረካ
ኮይኖም ብረት ዘዋጣዉጡ ንዑ ዓዲ እተዉ ብሰላም ምሳይ ተዋዳደሩ ዝብል ዝኮረየ ዉን ዝእብድ እዩ ቡሱል ዝብሃል ክንደይ ቀቲልካ ኣይኮነን ንክንደይ ምሕረት ሂብካ እዩ ጅግና ዘብለካ

ቃል ጅግና ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብርሃ !!

ድክነት' ሲ ይብዳህ 'ዩ ኣታሓሳስባ
እዩ እቲ ፈልሲ 🏝
❤ፍቅሪ ዝሕመረቱ መሪር ናይ ምንባር
ቃልሲ
ኣየ ' ወ ነዚ ጽባሕ ሓመድ ዝበልዖ
ነብሲ

✍ኣብርሃም ኣፎርቂ

ንስኺ ኣብ ዘየለኽሉ ዝርእዮ
ጸልማት እዩ ኩሉ
ወጣጢ ተዘይ ህልወኒ
ካባኺ መን 'ዩ ዝፈልየኒ❤
ኩሉ ግን ከም ትፈልጥዪ
ኮይኑ ጉዳይ
ተሪሩ ኣይተካእለን
ብሓደ ክንህሉ
ቐራባ 'ዩ ብሓደ ክንህሉ ክእለዩ
ሽግርና ጠቓሊሉ
🙏ጎይታ ሒዝና 🙏
እንታይ ኣሎ'ሞ ዘይንኽእሎ
🙏 እምነትዩ ንኹሉ
ዝስዕሮ .......እመኒ✍ ሃፍቶም ሃፋ

ነፍሲ ወከፍ መድረኽ
ናቱ ቕርጺ እንዳፈጠረ
ዋጋ ኣኽፊሉና እንዲዩ
በብተራ በብእብረ
ክጸባጸብ ኣይጎይይን
ሕሳብ ከወራርዶ
ድራማ ኣለዎ ታሪኽ
ይቕዶ ወላ ኣይቕዶ ሃገረይ
✍ሃብቶም ተወልደ (ሃፋ)

Hafa Tewelde

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
November 24, 2023 115 +30 +35.3%
October 28, 2022 85 +4 +5.0%
August 24, 2022 81 +3 +3.9%
July 18, 2022 78 +3 +4.0%
June 11, 2022 75 +2 +2.8%
May 05, 2022 73 +1 +1.4%
March 28, 2022 72 +3 +4.4%
January 29, 2022 69 +3 +4.6%

Charts

Member of

More Clubhouse users