Mussie Mos on Clubhouse

Updated: Oct 10, 2023
Mussie Mos Clubhouse
75 Followers
45 Following
@moss18 Username

Bio

1👉🔺*ንነብስኻ ንሳ ክትምልሶም ዘይትኽእል ሕቶታት እንዳ ኣምጻእካ ኣይተዋጥራ።ኩሉ ነገር ንጽቡቅካ የጓንፍ ከም ዘሎ ኣሚንካ ብተስፋ ተጓዓዝ።

2👉🔺*ንዘጋጥሙኻ ጸገማት ቀሊል ትርጉም ሂብካ ብዝቐለለ መንገዲ ክትፈትሖም ጽዓር፦ እምበር ንመጀመር ኣባኻ ጥራይ የጋጥም ጌርካ ኣይትውሰዶ።

3👉🔺*ንነብስኻ ምስ ካልኦት ሰባት ኣይተወዳድር ;ኣብኣቶም ዘሎ ጽቡቅ ነገር ጥራይ ኣይትርአ ፦ጽባቐኻ ከተለሊ ፈትን።

4👉🔺*ካብ ጌጋኻ ክትእረም ድኣ ፈትን እምበር፦ክጋገ ኣይነበረንን ኢልካ ኣይትጨነቅ።

5👉🔺*ከባቢኻ ኣለሊ; ክትነብሮን ከተለልዮን ድማ ፈትን።

6👉🔺*ምንባብ ፍቶ፦ ብዝተካእለካ ናይ ንባብ ግዜ ፍለ።

7👉🔺*መስተን ሆይ ሆይታን ; ናይ ገዛእ ርእሶም ዘምጽእዎ ጸገም ክህሉ ስለ ዝኽእል ; ከም መፍትሒ ጭንቐት ጌርካ ኣይትውሰዶም።

8👉🔺*ብዝተካእለካ ጽቡቅ ምሕሳብን ጽቡቅ ምግባርን ፈትን። ጽቡቅ ብምግባርካ ድማ ውሽጣዊ ሰላም ክትረክብ ኢኻ።

9👉🙏ኣምላኽ እቲ ዝሓየለ መምህር ምኳኑ ፍለጥ። ንነፍስ ወከፍ ሕቶታት ( ጸገማት) ህይወትካ መልሲ ወይ መፍትሒ ከም ዘዳልወሎም ኣይንዘንግዕ። ኣብ ልዕሊኡ ጥራይ ዓቢ እምነት ይሃልኻ።

10👉ጠንቂ ናይ ጭንቀትካ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ወልፍታት ፡ናፉቆት ፡ጥልመት ፡ክሕደትን ካልኦትን ከተቃልለሎም እትኽእል ፡ከም ስፖርት(gym :ጉያ፡ኩዕሶ እግራ) እኹል ናይ ድቃስ ግዜ፡ እኹል ዕረፍቲ ፡ ምስ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ሰባት ምርኻብን ከተዘውትር ፈትን።

👉❤ልዕሊ ኩሉ ግን ምስ ፈጣሪ ዘለካ ርክብ ኣዛይድ፡ ናብ ቤቱ ድማ ተመላለስ🙏❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
October 10, 2023 75 +8 +12.0%
August 20, 2022 67 +1 +1.6%
July 14, 2022 66 -1 -1.5%
June 07, 2022 67 +3 +4.7%
April 30, 2022 64 +2 +3.3%
March 23, 2022 62 +6 +10.8%
January 24, 2022 56 +5 +9.9%
December 17, 2021 51 +5 +10.9%

Charts

Member of

More Clubhouse users