F G on Clubhouse

Updated: Jul 19, 2023
F G Clubhouse
358 Followers
330 Following
@midre_bahri Username

Bio

ግዜ ለኩሉ 💥
¶ኀበሳ=>ኃበሳ= ሓበሻ¶
ዘ-ብሔረ ኣግዓዚ🐯

ሰረዎታይ
ወዲ ባሕረ-ነገሥታት 🐯

ባሕሪነጋሲ ዮሓንስ ድሩይ ፍጋጋ
ባሕሪነጋሲ ዮሓንስ ሃካይ
ባሕሪነጋሲ ዑቅባሚካኤል ጥቊር
ባሕሪነጋሲ ተስፋልዑል
ባሕሪነጋሲ ይስሓቅ

ኣሉላ ኣባ-ነጋ 🔥
ወልወል 🐯
Deamat
Adulis
Axumite Empire
midre bahri kingdom
Midre_Bahri (ኤሪ-ጥራያ)
🇪🇷🐯

ርቀትካ ዕጣን!
•••••••••••••••
ካብ ዕንኳር ናብ ምካኽ
ካብ ምካኽ ናብ ትካኽ
ትብለል……ትብለል
ብ ዘአይመደያይቦ ሰማያት ትሕዘል
ናበይ ገጽካ ክተብል እንድዒ!
ትርእይትካ ይኽወል።

ካብ ርቀት ናብ ርቀት
ኩሉ እናወረደ ዘአይዓጠካ ስሕበት
ኮኾብ ድዩ ዘቕነኣካ ደበ]ና
ርግቢት ድያ ተቕነኣካ ሽላ
ሰማየ-ሰማይ ትብል ዘአይከማና።

ዘይትማልኣና ግዳ ነዞም ዝዓንኰርና
ከም ኣብ ጽኑዕ መሠረት ዝተነብረ እብ[ም]ኒ
ሓንሳብ ኮፍ ምስ በልና ብኾፍና ነዕነኒ

ዘይትማልኣና ግዳ
ነቶም ዝመስለና ጥራይ ሽታ
ሕዋሳት ቀቲልና እንሓስብ ብ ኣፍንጫ
እነሀናልካ ሰቲ ነስኒስና
ካብኡ ዘአይንሓይሽ ኣብ ባይታ ረም ኢልና!

ግርማይ ኣብርሃም

ድሕሬኺ 🔥📍
ከምታ ኣብ ንፋስ እትበርህ ሽምዓ፣
እትረአ ኣብ ፊትካ ተኾሊዓ፣
እንተኽጠፍእ እንተክትበርህ፣
ትከናኸና ንኽትህሉ፣
ድሕሬኺ ሂወት፣
ከምታ እታ ሽምዓ ትጠፍእ
ትርጉም ኣልቦ እንደኣሉ። 🤷🏾‍♂️

ተታሒዝና ብ ክልተ መዋጥር🎈

ኣንታ ተታሒዝና እንበር ብ ክልተ መዋጥር፣
ኣቦይ"ዝጊ ስጋ ገዲፉ ነብሲ ከኢይፈጥር፣
ነብሲ ገዲፉ ስጋ ከኢይፈጥር፣
ተታሒዝና እንበር ብ ክልተ መዋጥር፣
ቀለብ ፍልሖ ስጋ ከነህጥር።

ብላታ በርሀ ወልደገብርኤል (ዓዲ-ጸጓር) 💚

Member of

More Clubhouse users