መለይ ዓለመይ on Clubhouse

Updated: Aug 9, 2023
መለይ ዓለመይ Clubhouse
136 Followers
136 Following
@meleyalemey Username

Bio

𝕿𝖆𝖐𝖊 𝖆𝖉𝖛𝖆𝖓𝖙𝖆𝖌𝖊 𝖔𝖋 𝖊𝖛𝖊𝖗𝖞 𝖔𝖕𝖕𝖔𝖗𝖙𝖚𝖓𝖎𝖙𝖞 𝖞𝖔𝖚 𝖌𝖊𝖙, 𝖇𝖊𝖈𝖆𝖚𝖘𝖊 𝖘𝖔𝖒𝖊 𝖙𝖍𝖎𝖓𝖌𝖘 𝖔𝖓𝖑𝖞 𝖍𝖆𝖕𝖕𝖊𝖓 𝖔𝖓𝖈𝖊 𝖎𝖓 𝖆 𝖑𝖎𝖋𝖊𝖙𝖎𝖒𝖊.

መለይ ዓለመይ!!
መለይ እወ'ታ መለይ ዓለመይ
ብዘይከኣ ፍጹም ዘይኮነለይ
ሃልውለይ ኣይትርሓቒ ካብ ቅድመይ
መን'ዶ ኣለኒ እዩ ንስኺ እንዲኺ ሓላለይ
ፍቕሪ እትህበኒ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎነይ
ንበርለይ ደኣ ንስኽስ ኩሉ ግዜ ሃልውለይ
ተሓጊሰ ክነብር ባህገይ ክሰምረለይ
ምንባረይ ክምቅር ክጽብቕ ዕድለይ
መለይ ዓለመይ!!
ፍቕርኺ ተወቂጡ ኣብ ልበይ
ኩልንትናይ ወሲድክዮ ቀልበይ
ብቐትሪ ሓሳብ ብለይቲ ኣብ ሕልመይ
ኩሉ ግዜ ኣለኺ ሰፊርኪ ኣብ ውሽጠይ
ብዘይ በኣኺ ባዶ እያ ሂወተይ
ንበርለይ ደኣ ንስኽስ መለይ ዓለም ናተይ
መለይ ዓለመይ!!
መለይ ናተይ ኣልቦ መዘና
ለዋህ ፍጥረት ብርሃን ገዛና
ሃልዊ ደኣ ንስኽስ ነዓና ክሕሸና
ክንማሙቕ ኣብ ትሕቴኺ ከይቆረና
ክንሕብሕበኪ ማማየ እንዳበልና
ክንስሕቕ ክንጻወት ምሳኺ ሓቢርና
ልዕሌኺ የብለናን ንስኺ'ኺ መኽሰብና
ንበርልና ደኣ ሓበና ኩርዓትና
እንተሃሊኺ እዩ ህላወ ናትና።
መለይ ዓለመይ!!
ኣይ ላቭ ዩ ❤😚

Member of

More Clubhouse users