ኣላፋቻ ጨካን on Clubhouse

Updated: Apr 20, 2024
ኣላፋቻ ጨካን Clubhouse
1.1k Followers
742 Following
@marasedi Username

Bio

I am single AM💫🦁

Music 🎶 🫀🥀🎙🎼
🔥Team"ኣቃጸሎም"🔥🇬🇧🇪🇷



















🔥 Wedi Shawl 🔥
Sga Shawl 😉🩸🪔





















Ane ane iya 👌🏻👌🏻👌🏻

እታ ህያብ ፈጣሪ ኮኾብ’ያ ኢሉ ዝዓደለካ
ኣብ ፍቅሪ ጊልኣ ምስ እትከውን ጥራሕ ኢኻ ከም ንጉስ ኣክሊል ፍቅሪ ለቢስካ ክትነብር ትኽእል። ❣👸ኣደ ብሌነይ Ayney❣👸


















🔥Team"ኣቃጸሎም"🔥

🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟
ተቐባሽ ወይ ምት @my_Fqrey
🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟

Who give a fuck
I don't live for what
Other people think
about me
If I like it I like it
That's just me


ፎቶሪኖ ኽለብ/ሃውስ🚍🚍

Abraham afewerki King of Music 🎶 🎵 🪕 🎼


ጌጋ ክፋል ናይ ህይወት እዩ
እንተዘይ ተጋጊካ ኣይትመሃርን ኢኻ
እንድሕር ተዘይ ተማሂርካ ክኣ
ብፍጹም ኣይትቅየርን ኢኻ።

@bilakisalwanta demey 🩸🪔☝
@eagle.23 Cow shit fam🫀

@gualmesfun ስሕውቲ
🤍😜👈


@seyticlean Bebzelenayo 😉😎


@hlmeyhlmey my sis 💑

ሕሹኽታ


ንሰብ ከይትነግር 'ዩ እቲ ስዉር ኣርእስታ
ብርቱዕ ድምጻ ምስጢር`ያ ትዘውር ሕሹኽታ
ይፈታተኑ ፈቃርነትና ክትፈላልዮ ማሕላ ብጾትና
ኣይንፈቅድን ንጹር 'ዩ ውህደትና።

ንፈላለ ሕሹኽታ ተቖጺርና
ተፋቕር ዕልልታ ተርህወልና
ናይ ሰብ መናድቕ ከይዘርወልና
ዘራኽብ ድልድላት ይሕሸና
ንሕለፎ ስለ-ፍቕሪ እምነትና።

ሓቢርካ እኳ ሓያል ተጋዲልካ ምንባር
ዝርወት መን ይብህግ ስኒት ጥምረት 'ምበር

ኣበይ 'ዩ እቲ ድኽመት
ሰኣን ፍልጠት ድዩ
ወይስ ናይ ትሕትና ሕጽረት
ከም ዘይትፈልጥ ምፍላጥ እዩ
ዝዓበየ ፍልጠት።

ከምቲ…ጓል ርግቢት ኣብ እንቛቑሖኣ እንከላ
ምናልባት 'ዛ ዓለም ዝመለኣታ ይመስላ ዶ`ኾን ይኸውን
መዓልታ በጺሑ፡ ፈንቂላ ምስ ወጸት
በሪርካ ዘይውጻእ ዓለም ምስ ረኣየት
ትነኣኣስ ምፍጣራ ክሳብ ትጠራጠር
ካብ ጽምዋ ትሃድም ምስ ከምኣ ትጽንበር

ምፍላጥ ዓቕሚ እዩ። ኣታሓሳስባ
ንነብረላ ዓለም ፍቕሪ እንድዩ መኽሰባ
ነንነብስና ንፈትሽ ካብ ነውሪ ንላቐቕ
ጸዊዕካ ጸበባ!!

ከምቲ ሪቕ ከፊልና ዘጽናዕናዮ ፍቕሪ
ወገነይ ወገንካስ ናብ ዘይምሕር ጓህሪ
ገነትና በኪልና፡ ንገሃነም ክንኣቱ
እንከለና ኣብ ምድሪ፧

{ኣብርሃም_ኣፍወርቂ}




ነፍሲ ወከፍ ስጉምትታትካ 🚶‍♂️ተጠንቀቀሎም 👌ምኽንያቱ ጸላኢኻ ብድሕሬኻ ስለ ዘሎ💯✨✨

⚽️🏓🎱
🎛🎸🎹

Last 10 Records

if the data has not been changed, no new rows will appear.

Day Followers Gain % Gain
April 20, 2024 1,147 +32 +2.9%
March 14, 2024 1,115 +16 +1.5%
February 21, 2024 1,099 +7 +0.7%
February 03, 2024 1,092 +15 +1.4%
January 17, 2024 1,077 +19 +1.8%
January 01, 2024 1,058 +20 +2.0%
December 16, 2023 1,038 +369 +55.2%
August 26, 2022 669 +42 +6.7%
July 20, 2022 627 +74 +13.4%
June 13, 2022 553 +52 +10.4%

Charts

Member of

More Clubhouse users